Dehai News

YouTube.com፡ Professor Enderyas Eshete with Meaza Biru Special interview (On Eritrea) Sheger FM

Posted by: Berhane Habtemariam

Date: Tuesday, 03 October 2017

 Professor Enderyas Eshete with Meaza Biru Special interview (On Eritrea) Sheger FM

 
 
October 3, 2017
*ብዛዕባ ኤርትራ ካብ ዝሃቦ መብርሂ
1. ኣብ`ቲ መሰጋገሪ ኣኼባ ዝነበረብ ኩነታት
2. ገለ ኢትዮጵያውያን ሰራዊት መግዛእቲ ኣብ ኤርትራ ምስ ተሳዕረ ህዝባዊ ግምባር ሓርነት ኤርትራ ነቲ ሰራዊት መግዛእቲ ኢትዮጵያ "ወርቂ ስኖም ኣምሊቖም" ብምዝራፍ ኣፋንዮሞም ዝበልዎ ጸለመ ፍጹም ሓሶት ምዃኑ ስለ ዝመስከረ ብእኦም ከም እተጸልኤ  
3. ሰራዊት መግዛእታዊ ኢትዮጵያ ብስርሒት ሃንደበታዊ ወትሃደራዊ መጥቃዕቲ  ወፍሪ ፈንቕል  ኣብ ምጽዋዕ ምስ ተደምሰን ድሕሪ ሓርነት ባጽዕ፣ ኣረሜናዊ ስርዓት ደርጋዊ ኢትዮጵያ ብነፈርቲ  ኲናት ኣብ ልዕሊ ሰለማውያን ኤርትራውያንን ኣብታ ከተማ ዝፈጸሞ ሞትን ዕንወትን ብዓለም ለኸ ከኽስስ ዝኽእል ወንጀል ከም ዝኾነን ኣብ ወጻኢ ዝነብሩ ኢትዮጵያውያን ኣሕዋቶም እናሞቱ ኣንጻሩ ሰላማዊ ሰልፊ ከም ዘይገበሩ...............ካልኦትን ወዘተረፈ
Am 03.04.2016 veröffentlicht
 
  SUBSCRIBED UNSUBSCRIBE
ፕሮፌሰር እንድርያስ እሸቴ ስለ ኤርትራ ምን ይላሉ? ከጃንሆይ እስከ ኢህአዴግ እጅግ አስገራሚ ታሪኮች የምንሰማበት በሸገር የጨዋታ እንግዳ ከመዓዛ ብሩ ጋር ከፍል 4 እና ክፍል 5
 
 
 

6ይ ክፋል: ማዕበል ስርሒት ፈንቅል - የካቲት 1990 - ሰነዳዊት ፊልም| sirihit fenkil 1990 - part 6 - ERi-TV Documentary

Dehai Events