Dehai News

ECSS-Online.com: ሕጊ ሲቪላዊ ስርዓት ሃገረ-ኤርትራ – መርትዖ ምዕራፍ 1. – ሓፈሻዊ ድንጋገታት-5ይ ክፋል

Posted by: Berhane Habtemariam

Date: Monday, 09 October 2017

ሳልሳይ ኣርእስቲ – መርትዖ
ምዕራፍ 1. – ሓፈሻዊ ድንጋገታት-5ይ ክፋል

ጥቅምቲ 9, 2017 ዓም ፈረንጂ

Part V

ዓንቀጽ 188. – ኣድላይነት መርትዖ

(1) ብሕጊ ዝተፈልየ ኣብ ዝተኣዘዘሉ ዅነታት እንተ ዘይኰይኑ፣ ውሳነ ቤት ፍርዲ ብመርትዖ ኣብ ዝተረጋገጸ፣ ወይ ብመሰረት እዚ ኣርእስቲ ኣብ ዝተረጋገጸ፣ ክውንቶታት ጥራይ ይሙርኮስ።
(2) ካብ ሕጊ መርትዖ ወጻኢ ዝዀኑ ስምምዓት፣ ብሕጊ ኣብ ኢድ ተኸራኻሪ ወገን ዘይተሓድጉ ሳዕቤናት ንዘሎዎም ክውንቶታት መርትዖ ዚምልከቱ ምስ ዚዀኑ፣ ተፈጻምነት ኣይህልዎምን።

ዓንቀጽ 189. – ቤት ፍርዳዊ ኣስተብህሎ

ዝዀነ ተኸራኻሪ ወገን፣ ዘየካትዑ ኽውንቶታት ተራ ፍልጠት ብመርትዖ ኸረድእ ኣይግደድን# ቤት ፍርድውን ንናይ ከምዚኦም ዚመስሉ ኽውንቶታት ህላወ ቤት ፍርዳዊ ኣስተብህሎ ይገብር።
ዓንቀጽ 190. – ምእ’ማን........................

.........................ምንባብ ኣብ ታሕቲ ዘሎ ሕጥበ-ጽሑፍ ጠዊቕኩም ቀጽልዎ።

ብርሃነመስቀል  ሃብተማርያም

ዝሓለፉ ቀዳማይን ካልኣይን ሳልሳይን ከምኡ`ውን ራብዓይ ሕታማት፣

ERi-TV Drama Series - nTab zKri zemen/ንጣብ ዝኽሪ ዘመን - part 2

Hdri Media Books on Amazon.com
visit hdrimedia.com