Dehai News

ኣገዳሲ ሓበሬታ - ንኤርትራውያን ነበርቲ ሆላንድ ብዛዕባ ምትካእ መንነት ወረቐት

Posted by: Gebre Fessehazion

Date: Tuesday, 31 October 2017

selam All

ምትካእ መንነት ወረቐት ነበርቲ ሆላንድ በዚ ተመልኪቱ  ዘሎ ሰሌዳ መሰረት ኣብ ኤምባሲ ሃገረ ኤርትራ - ሄግ ኪጅመር ምዃኑ ንሕብር። ኤርትራውያን ነበርቲ ናይዘን ኣብ ታሕቲ ተጠቒሰን ዘለዋ ከተማታትን ከባቢአንን ኣብቲ ተሰሪዑ ዘሎ ግዜ መጺኦም ዘድሊ ቅጥዕታት ኪመልኡ ነዘኻኽር። ኩሉ ዝምልከቶ ብቁ-ተሌፎን 070 - 427 - 6812 ደዊሉ ቆጸራ ኪሕዝ ይግባእ። ,,,,, ,,,, ,,,,,,


For more information Open the attached file


ብደሓን ምጹ!!

 

ኮሚተ ምዝገባ

 



225320-EVENT.pdf

EmbassyMedia - ራብዓይ ግንባር!

Dehai Events