Dehai News

ቱር ዲ ፋሶ 5ይ መድረኽ - ሜሮን ኣማኑኤል 2 ኮይኑ ትዓዊቱ

Posted by: Semere Asmelash

Date: Tuesday, 31 October 2017


ሰሉስ 31 ጥቅምቲ 2017 

ሜሮን ኣማኑኤል 2 ኮይኑ ትዓዊቱ

እዛ ቦናስ ዝብልዋ ን ወዲ ሙሴ ናይ 19 ካልኢት ፍልልይ ኣንጺፋትሉ

ሰንበላውያን ብጋንታ ሕጂ ውን ኣብ መሪሕነት

ሎሚ ኣብ ዝቀጸለ 5ይ መድረኽ ውድድር ቱር ዲ ፋሶ ብ ዓወት ጀርመናዊ ተቀዳዳማይ ቤንጃሚን ተዛዚሙ ኣብዚ ውድድር ሜሮን ኣማኑኤል ካልኣይ ኮይኑ ክዕወት ከሎ ብውህሉል ግዜ ኣብ 2 ደረጃ ዘሎ ሳይሞን ሙሴ ድማ ግዜ ከይከሰረ ምስ ቀዳመይቲ ጉጅለ ኮይኑ ውድድሩ ዛዚሙ።
------------------

2017 Tour du Faso Stage 5 Results

by CyclingTips

October 31, 2017






Stage 5 of #TourDuFaso 1Benjamin Stauder🇩🇪 2Meron Amanuel🇪🇷 16Robel Tewelde🇪🇷 26Simon Mussie🇪🇷 30Dawit Yemane🇪🇷 32Amanuel Tsegai 🇪🇷 35Mussie🇪🇷




EmbassyMedia - ራብዓይ ግንባር!

Dehai Events