Dehai News

Tigrigna.VoaNews.com: ብኣሜሪካዊያንን ኤርትራውያንን ሓካይም መጥባሕቲ ከንፈር፡ትንሓግ ገጽን ተኻይዱ

Posted by: Berhane Habtemariam

Date: Friday, 03 November 2017

ብኣሜሪካዊያንን ኤርትራውያንን ሓካይም መጥባሕቲ ከንፈር፡ትንሓግ ገጽን ተኻይዱ

ሕዳር 03, 2017

ኣብ መወዳአታ ሰሙን ናይ ዝሓለፈ ወርሒ ጥቅምቲ,2017፡ ብክኢላ ገጽን ኣፍን ኣሜሪካዊ ዶክተር ኤድዋርድ ዞቦቪክን ኤርትራውያን ሓካይምን 36 ህጻናት ዝርከብዎም ን41ሰባት ናይ ከንፈርን ትንሓግን መጥባሕቲ ተገይሩሎም።

ነቲ መጥባሕቲ ዘካየደት ክኢላ ሕክምና ኣፍን ገጸ ምንጋጋን ዶክተር ላይነሽ ገ/ሂወት ፡ ፍሉይነት ናይ'ዚ ተጌሩ ዘሎ መጥባሕቲ፡ ኣብ ሓጺር እዋን ንብዙሓት ሰባት ዕድል ዝህብ ብምዃኑን ኣብ ሞንጎ ወጻእተኛታትን ኤርትራውያን ሓካይምን ናይ ተመክሮ ምልውዋጥ ዝፈጥርን ከምዝኾነ ገሊጻ።

ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።

https://tigrigna.voanews.com/a/4097456.html

ERi-TV Tigrinya news, Evening News, November 21, 2017

Hdri Media Books

Hdrimedia beforeshe
Hdrimedia erihistory
Hdrimedia fennkil
Hdrimedia mekeyro
Hdrimedia mieras
Hdrimedia tedegol
Hdrimedia theroadstoasmara
Hdrimedia dejen
Hdrimedia gedlidekenstyo
Hdrimedia fromnakfa