Dehai News

Tigrigna.VoaNews.com: 4ተ ኣጋይሽ ብዛዕባ`ቲ ኣብ ኣስመራ ኣብዚ ሰሙን’ዚ ዝተኻየደ ተቓውሞ ይካትዑ

Posted by: Berhane Habtemariam

Date: Saturday, 04 November 2017

4ተ ኣጋይሽ ብዛዕባ`ቲ ኣብ ኣስመራ ኣብዚ ሰሙን’ዚ ዝተኻየደ ተቓውሞ ይካትዑ

ሕዳር 04, 2017
  • ተወልደ ወልደገብረኤል
discussion
discussion

ኣርባዕተ ኣጋይሽ ብዛዕባ`ቲ ኣብ ኣስመራ 31 ጥቕምቲ ዝተኻየደ ናይ ተቓውሞ ሰልፊ ዘበገሰ ፡ጉዳይ ሃይማኖታዊ ትካላት ትምህርቲ ተኻቲዖም ኣለዉ።

ኣቶ ኣሕመድ መሓመድ ማሕሙድ ካብ ዓዲ-እንግሊዝ፡ ዶ/ር በረኸት ፈዳይ ከምኡ ኣቶ ሃይለሚካኤል ሃይለስላሰ(ሊንጎ) ካብ ክፍለ-ግዝኣት ሚነሶታ፡ ኣቶ ጀሚል ኣማን ካብ ክፍለ ግዝኣት ቨርጂንያ`ዮም።

ምሉእ ትሕዝቶ ዘተ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።

https://tigrigna.voanews.com/a/4099169.html

 

7ይ ክፋል: ማዕበል ስርሒት ፈንቅል - የካቲት 1990 - ሰነዳዊት ፊልም| sirihit fenkil 1990 - part 7 - ERi-TV Documentary

Dehai Events