Dehai News

Tigrigna.VoaNews.com: “ምሩጽ ዘርኢ ስርናይን ድንሽን ውጽኢታዊ’ዩ” ሓረስቶት ን/ዞባ መንደፈራ

Posted by: Berhane Habtemariam

Date: Tuesday, 14 November 2017

“ምሩጽ ዘርኢ ስርናይን ድንሽን ውጽኢታዊ’ዩ” ሓረስቶት ን/ዞባ መንደፈራ

ሕዳር 14, 2017

ብሃገራዊ ትካል ምርምር ሕርሻ ሓልሓለ ተዳልዩ ብመንገዲ ኣብነታውያን ሓረስቶት ኣብ ንኡስ ዞባ መንደፈራ ንፈተነ ዝተዘርኡ ስርናይን ድንሽን ውጽኢታውያን ከምዝኾኑ ኣብ ምብዛሕ ምሩጽ ዘርኢ ዝነጥፉ ኣብነታውያን ሓረስቶት ገሊጾም።

እቶም ምሩጻት ኣዝርእቲ ስርናይን ድንሽን ደርቂ:ባልዕን ዋሕዲ ዝናብን ዝጻወሩ ብምኳኖም፥ኣብ ሓደ ሄክታር ልዕሊ 35 ኩንታል ምህርቲ ስርናይ ከምኡ’ውን ካብ ሓደ ኩንታል ዘርኢ ድንሽ ካብ 10 ኩንታል ምህርቲ ክረኽቡ ትጽቢት ከምዝገብሩ ሓቢሮም ።

ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።

https://tigrigna.voanews.com/a/4113240.html

 

EmbassyMedia - ራብዓይ ግንባር!

Dehai Events