Dehai News

Tigrigna.VoaNews.com: ኣብ ኤርትራ-ነዊሕ ታሪኽ ዘለዎ ናይ መድረኽ ድራማ ዳግማይ ይበራበር

Posted by: Berhane Habtemariam

Date: Saturday, 25 November 2017

ኣብ ኤርትራ-ነዊሕ ታሪኽ ዘለዎ ናይ መድረኽ ድራማ ዳግማይ ይበራበር

ሕዳር 25, 2017

Stage Drama
Stage Drama

ኣብ ሲነማ ኣዝመራ፡ ናይ መድረኽ ድራማ ድሕሪ 20 ዓመት ዳግም ይበራበር

ብኣፍቀርቲ ስነ-ጥበብ ዓቢ ተቐባልነትን ተፈታውነትን ዘለዎ ናይ መድረኽ ድራማ፡ ን20 ዓመታት ተቛሪጹ ድሕሪ ምጽናሕ፡ከምብሓድሽ "ትንሳኤ ናይ መድረኽ ድራማ"ብዝብል ስያመ ዳግማይ ተንሲኡ። ዛጊድ ን4ይ ግዚኡ ኣብ ሲነማ-ኣዝመራ ንህዝቢ ቀሪቡ`ሎ። "ነዚ ድሕሪ ብዙሕ ጻዕሪ ጀሚሩ ዘሎ ናይ መድረኽ ድራማ፡ቀጻልነቱ ንምርግጋጽ ብምሉእ ዓቕምና ተበጊስና ኣሎና" ይብሉ ደረስቲ፡ተዋሳእትን ኣለይትን።

Asmara Stage Drama
Asmara Stage Drama

ምስኦም ዝተገብረ ቃለ-መጠይቕ ኣብ ናይ ሎሚ ቂሐ-ጽልሚ ቀሪቡ`ሎ

https://tigrigna.voanews.com/a/4135494.html

 

Stage Drama
Stage Drama

6ይ ክፋል: ማዕበል ስርሒት ፈንቅል - የካቲት 1990 - ሰነዳዊት ፊልም| sirihit fenkil 1990 - part 6 - ERi-TV Documentary

Dehai Events