Dehai News

Dahabshiil long banner 728x90
Eritrea for mobile viewing

ሓቀኛ ሓድነት ህዝቢ ኤርትራ ብገለ ተቛመርትን ሸቀጥን ሓሰውትን ከምኡ`ውን ዕሱባት ወያነ ትግራይን መወልቶምን ዘይልወጥ እንኮ ታሪኻዊ ውርሻ እዩ!

Posted by: Berhane Habtemariam

Date: Sunday, 26 November 2017

ሓቀኛ ሓድነት ህዝቢ ኤርትራ ብገለ ተቛመርትን ሸቀጥን ሓሰውትን ከምኡ`ውን ዕሱባት ወያነ ትግራይን መወልቶምን ዘይልወጥ እንኮ ታሪኻዊ ውርሻ እዩ!

ሕዳር 25, 2017 ዓም ፈረንጂ

"ካብ ብዙሕ ሃተፍተፍ ሓንቲ ከተፍ"

ህዝቢ ኤርትራ ክም` ገለ ከድዓትን ሸቀጥን ሃደምትን ሓሰውትን ዝዛረብዎ ቤላ ቤሎው ዘይኮነስ፣ ስነ-ስርዓት ዘለዎን ምስ ኩሎም ዝተፈላለየ ሃይማኖታዊ እምነታት ዘለዎምን ብሄራትን ተኸባቢሩን ተሓጋጊዙን ብፍቕርን ኣብ ሓድነትን ዝነብር ጭዋ ህዝቢ እዩ። ምስክር`ውን ኣየድልዮን እዩ፣ ስለምንታይሲ ብግብሪ ስለ ዝነብሮ! ሓጻር ኣብነት ግን ኣብዚ ታሕቲ ዘላ መስኮት እስከ ተመልከቱ።

Eritrean New ክልተ ኮንካ ሓደ ሙዃን Eritrean People Living in Peace and Harmony when you come to Religion

Dm eri tv subscribe

DimTsi Hafash Eritrea/ድምጺ ሓፋሽ ኤርትራ:ዕላል ምስ ሰለሙን ፋንኤል - ወዲ ፋኖ - ደራሲ ተኸታታሊት ፊልም ጅሮም

Dehai Events