Date: Tuesday, 28 November 2017
ዝሓለፈ ሰሙን ኣብ ከባቢ ምራራ ሶሊኾም ብምእታው፡ ኣብ ናይ ሓመድ ጽርግያ ፈንጂ ክተኽሉ ዝተላእኩ ሹዱሽተ ወይጦታት፡ ቅድሚ እከይ ተግባሮም ምፍጻሞም ብሓይልታትና ብዝተወስደ ቅልጡፍ ስጉምቲ መላሲ ወረ ዘይብሎም ሞትን መቁሰልትን ምሩኻትን ኮይኖም። ከመይ ኔሩ እቲ ኩነታት ጸብጻብ ምስ በጽሓኒ ክዝርዝሮ እየ።