Dehai News

Tigrigna.VoaNews.com: ኣብ ሕርጊጎ ዝተተኽለ ፕሮጀክት መመንጨዊ ጸዓት ንዝነበረ ጸገማት ዝፈትሕ’ዩ ክብሉ አካያዲ ስራሕ’ቲ ፕሮጀክት ሓቢሮም

Posted by: Berhane Habtemariam

Date: Tuesday, 28 November 2017

ኣብ ሕርጊጎ ዝተተኽለ ፕሮጀክት መመንጨዊ ጸዓት ንዝነበረ ጸገማት ዝፈትሕ’ዩ ክብሉ አካያዲ ስራሕ’ቲ ፕሮጀክት ሓቢሮም

ሕዳር 28, 2017
  •  

ኣብ ሕርጊጎ ተተኺሉ ዘሎ ናይ 44 ሜጋ ዋት ተወሳኺ ፕሮጀክት መመንጨዊ ጸዓት ፡ኪኖ'ቲ ነቲ ዘጋጥም ዝነበረ ጸገማት ምፍታሕ፡ ኤሌትሪክ ንዘይረኸቡ ቦታታት ዕድል ዝኸፍት ከምዝኾነ፡ዋና ኣካያዲ ስራሕ ኮርፖረሽን ኤለክትሪክሲቲ ኤርትራ ኢንጂነር ኣብርሃም ወ/ሚካአል ሓቢሩ።

"እቲ በብግዚኡ ዘጋጥም ዝነበረ ምቁራጽ ሓይሊ ኤለክትሪክ ብሰንኪ ምስኣን አኹል መለዋወጢ ኣቑሑን ዋሕዲ ጀነረተራትን እዩ" ዝበሉ ኢንጂነር ኣብርሃም ተገልገልቲ ብግዲኦም፡ዝነበሮም ጸገም ኤለክትሪክሲቲ ብምፍትሑ፡ዘቤታውን ንግዳውን ዕዮኦም ብዘይ ጻገም ከሰላስሉ ከምዝከኣሉ ተዛሪቦም።

ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።

https://tigrigna.voanews.com/a/4138874.html

 

6ይ ክፋል: ማዕበል ስርሒት ፈንቅል - የካቲት 1990 - ሰነዳዊት ፊልም| sirihit fenkil 1990 - part 6 - ERi-TV Documentary

Dehai Events