Dehai News

ገጽ-መጽሓፍ፡ ንማይ ምነ *ጸዓት ክትዕድል ዝተተኽለት ሓዳስ ጀኔረቴር ስርሓ ጀሚራ!

Posted by: Berhane Habtemariam

Date: Tuesday, 28 November 2017

 
 
ንማይ ምነ *ጸዓት ክትዕድል ዝተተኽለት ሓዳስ ጀኔረቴር ስርሓ ጀሚራ! 
Hagerawi Dihnet - ሃገራዊ ድሕነት፡
 

ወርሒ ሕዳር ዕለት 28, 2017 ዓም ፈረንጂ


ኣብዛ ወርሒ እዚኣ ንገጠራትን ከተማታትን ኤርትራ መስተርሆ ዝፈጠረ ስርሓት ይርአ ኣሎ። ዝሓለፈ ሰሙን ሽግር *ጸዓት ኣስመራ ከረን ደቀምሓረ ከምኡውን ብዙሓት ኣብ መንጎ እዘን ከተማታት ዝርከባ ዓድታት ከምዝተፈትሐ ገሊጽና ኔርና። ከምኡ`ውን ቅድሚ ቁርብ ኣዋርሕ ኣቁርደት ሻምብቆን ኣብ ዞባ ዓንሰባ 16 ገጠራት ምስ ከርከበት ልምዓት ዝተተሓዘ ናይ 24 ሰዓት *ጸዓት ከምዝረኸባ ይፍለጥ። ዝሓለፈ ዓመት`ውን ተሰነይን ሃይኮታን ወሲኽኻ ብዙሓት ዓድታት ተመሳሳሊ ናይ 24 ሰዓት ጸዓት ረኺበን እየን።

Image may contain: sky, outdoor and nature
No automatic alt text available.
 
 

6ይ ክፋል: ማዕበል ስርሒት ፈንቅል - የካቲት 1990 - ሰነዳዊት ፊልም| sirihit fenkil 1990 - part 6 - ERi-TV Documentary

Dehai Events