Dehai News

[AUDIO] Eritrean artist Korchach detained by UK Police, sources said

Posted by: Berhane Habtemariam

Date: Saturday, 06 January 2018

[AUDIO] Eritrean artist Korchach detained by UK Police, sources said

January 6, 2018

http://raimoq.com/audio-eritrean-artist-korchach-detained-by-uk-police-sources-said

... ሕማቕ ኣጋጣሚ ኾይኑ ካብ ዓዲ እንግሊዝ ናብ ካልእ ሃገር ጠቕሊሉ ክኸይድ ብዘይ ሕጋዊ ወረቀት ፈቲኑ ተታሒዙ ኣብ ትሕቲ ቀይዲ ዓዲ እንግሊዝ ኣትዩ።

He was arrested while attempting to travel illegally from the UK. sources said

***ርእይቶይ ካብ`ቲ ኩሉ ናጽነትን ሓርነትን ክብረትን ርእሰ-ተኣማንነትን ናብ`ዚ ውርደትን ምግፋዕን ምክልባትን`ሲ ኣንታ ኣምጽኦ? ለባማት ኣቦታትናን ወራዙት ኣዴታትናን እንክምስሉ „ጥሜት ነይቀትል፣ ዘይሸብዳዕዳዕ“ ወይ ድማ „እቲ እንኮ ናትካ፣ ዎሆይ ይብለካ“ ይብሉ። ብዝኾነ ንስነ-ጥበበኛ ተስፋኣለምን ካልኦት ኣብ ሽግር ዘለዉ ኣሕዋትናን ኣሓትናን ኤርትራውያን መዋጽኦን ራህዋን ይፍጠረሎም ከም`ኡውን ብዝያዳ ዝመሚ ስልቦናን ዝሓስብ ስነ-ኣእምሮን ይሃቦም።

***ብርሃነ ሃብተማርያም

 


EmbassyMedia - ራብዓይ ግንባር!

Dehai Events