Dehai News

Tigrigna.VoaNews.com: ዘተ፡ ኣብ ውሳነ ፈጻሚ ስራሕ ኢህወዲግ ንምትግባር ስምምዕ ኣልጀርስን ውሳነ ኮሚሽን ዶብን (1ይን 2ይን ክፋላት)

Posted by: Berhane.Habtemariam59@web.de

Date: Friday, 08 June 2018


መንግስቲ ኢትዮጵያ ንስምምዕ ኣልጀርስን ውሳነ ኮሚሽን ዶብን ምሉእ ንምሉእ ተቐቢሉ ክትግብሮ ከምዝወሰነ ኮሚቴ ፈጻሚ ስራሕ ኢህወዲግ ትማሊ ምፍላጡ ይዝከር።

እዚ ውሳነ ካብቲ መንግስቲ ኢትዮጵያ ንዝሓለፈ ዓመታት ዘንጸባረቖ መርገጺ ዝተፈልየ ምዃኑ`ውን ኣፍሊጡ`ሎ፡

ንኣርባዕተ ምሁራት ማለት ንኣቶ ኣሉላ ሰሎሙን፡ ኣቶ ኢብራሂም ዓብደልኑር፡ ኣቶ ኣብርሃ ደስታ፡ ዶ/ር ዓወት ወልደሚካኤል ኣዘራሪቡ'ሎ።

ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።

1ይ ክፋል፡

https://tigrigna.voanews.com/a/4427531.html

2ይ ክፋል፡

https://tigrigna.voanews.com/a/4429146.html

 


6ይ ክፋል: ማዕበል ስርሒት ፈንቅል - የካቲት 1990 - ሰነዳዊት ፊልም| sirihit fenkil 1990 - part 6 - ERi-TV Documentary

Dehai Events