Dehai News

BBC.com: ስእላዊ መግለጺ ኣቀባብላ ቀዳማይ ሚኒስተር ኣብይ ኣሕመድ ኣብ ኤርትራ

Posted by: Berhane.Habtemariam59@web.de

Date: Monday, 16 July 2018

መርሓባ እንቋዕ ብድሓን መጻእኩም ናይ ምስሊ መግለጺመርሓባ እንቋዕ ብድሓን መጻእኩም ቀዳማይ ሚኒስተር ኣብይ ኣሕመድ ምስ ፕረዝደንት ሃገር ኤርትራ ኢሳይያስ ኣፈወርቒ ኣብ ኣህጉራዊ መዕርፎ ነፈርቲ ኣስመራ 08/07/2018Image copyrightFITSUM AREGA ናይ ምስሊ መግለጺቀዳማይ ሚኒስተር ኣብይ ኣሕመድ ምስ ፕረዝደንት ሃገር ኤርትራ ኢሳይያስ ኣፈወርቂ ኣብ ኣህጉራዊ መዕርፎ ነፈርቲ ኣስመራ ቀዳማይ ሚኒስተር ኣብይ ኣሕመድ ምስ ፕረዝደንት ሃገር ኤርትራ ኢሳይያስ ኣፈወርቂ ኣብ ኣህጉራዊ መዕርፎ ነፈርቲ ኣስመራ 08/07/2018Image copyrightFITSUM AREGA ናይ ምስሊ መግለጺቀዳማይ ሚኒስተር ኣብይ ኣሕመድ ምስ ፕረዝደንት ሃገር ኤርትራ ኢሳይያስ ኣፈወርቂ ኣብ ኣህጉራዊ መዕርፎ ነፈርቲ ኣስመራ ቀዳማይ ሚኒስተር ኣብይ ኣሕመድ ምስ ፕረዝደንት ሃገር ኤርትራ ኢሳይያስ ኣፈወርቂ 08/07/2018Image copyrightFITSUM AREGA ናይ ምስሊ መግለጺቀዳማይ ሚኒስተር ኣብይ ኣሕመድ ምስ ፕረዝደንት ሃገር ኤርትራ ኢሳይያስ ኣፈወርቂ ንቀዳማይ ሚኒስተር ኢትዮጵያ ኣብይ ኣሕመድ ዘሳፈረት መኪና ኣብ ጎደና ሰማእታት ኣስመራ 08/07/2018Image copyrightYEMANE GM ናይ ምስሊ መግለጺንቀዳማይ ሚኒስተር ኢትዮጵያ ኣብይ ኣሕመድ ዘሳፈረት መኪና ኣብ ጎደና ሰማእታት ኣስመራ ንቀዳማይ ሚኒስተር ኣብይ ኣሕመድ ንምቅባል ናብ ጎዶናታት ኣስመራ ካብ ዝወጻ ኣዴታት 08/07/2018Image copyrightFITSUM AREGA ናይ ምስሊ መግለጺንቀዳማይ ሚኒስተር ኣብይ ኣሕመድ ንምቅባል ናብ ጎዶናታት ኣስመራ ካብ ዝወጻ ኣዴታት ንቀዳማይ ሚኒሰትር ኢትዮጵያ ኣብይ ኣሕመድ ንምቕባል ናብ ጎደና ሓርነት ዝወጸ ህዝቢ 08/07/2018Image copyrightAFP ናይ ምስሊ መግለጺንቀዳማይ ሚኒሰትር ኢትዮጵያ ኣብይ ኣሕመድ ንምቕባል ናብ ጎደና ሓርነት ዝወጸ ህዝቢ "እንቋዕ ብድሓን መጻእኹም" 08/07/2018Image copyrightFITSUM AREGA ናይ ምስሊ መግለጺ"እንቋዕ ብድሓን መጻእኹም" ነበርቲ ኣስመራ ንቀዳማይ ሚኒስተር ኣብይ ኣሕመድ ድሙቕ ኣቐባብላ እናገበርሉImage copyrightYEMANE GM ናይ ምስሊ መግለጺነበርቲ ኣስመራ ንቀዳማይ ሚኒስተር ኣብይ ኣሕመድ ድሙቕ ኣቐባብላ እናገበርሉ ንቀዳማይ ሚኒስተር ኣብይ ኣሕመድ ንምቕባል ካብ ዝወጸኡ መንእሰያትን ህጻናትን 08/07/2018Image copyrightFITSUM AREGA ናይ ምስሊ መግለጺንቀዳማይ ሚኒስተር ኣብይ ኣሕመድ ንምቕባል ካብ ዝወጽኡ መንእሰያትን ህጻናትን ህዝቢ ንቀዳማይ ሚኒስተር ኣብይ ኣሕመድ ንምቕባል ኣብ ሜዳ ባሕቲ መስከረም 08/07/2018Image copyrightYEMANE GM ናይ ምስሊ መግለጺህዝቢ ንቀዳማይ ሚኒስተር ኣብይ ኣሕመድ ንምቕባል ኣብ ሜዳ ባሕቲ መስከረም

እዚ ኣሳእል ካብ ሓላፊ ቤት ጽሕፈት ቀዳማይ ሚኒስተርን ኢትዮጵያ ኣቶ ፍጹም ኣረጋን ካብ ሚኒስተር ዜና ኤርትራ ኣቶ የማነ ገብረመስቀል ኣብ ተዊተሮም ካብ ዘስፈርዎ ዝተወሰደ'ዩ።


EmbassyMedia - ራብዓይ ግንባር!

Dehai Events