Dehai News

Dahabshiil long banner 728x90
Eritrea for mobile viewing

(HdriMedia.com) ሓምድ እድሪስ ዓዋተ (Hamid Idris Awate new book release)

Posted by: HdriMedia

Date: Thursday, 26 July 2018

ሓምድ እድሪስ ዓዋተ
1915-1962

ብሃይለስላሴ ወልዱ
ገጻት፡ 506
ISBN 978-99948-0-170-1 ኣስመራ፡ 2018
https://www.hdrimedia.com
ደራሲ ሃይለስላሴ ወልዱ ምስ ታሪኽ ህይወት ሓምድ ን35 ዓመታት ምጒዓዝ፡ ንሓምድ ክሳብ ከም ቀረባ ዝፈልጦ ሰብ ከም ዘኽብሮን ከም ዘድንቖን’ኳ እንተ ገበሮ፡ ከም ተመራማሪ ግን ናጽነቱን ሚዛኑን ኣየስሓቶን። ከም ኤርትራዊ ተጋዳላይ ከኣ ንታሪኽ ብፖለቲካዊ እምነቱ ክኽልሶ ኣይፈተነን። ስለዚ፡ ሃይለ ንሓምድ፡ ኣብ ኩሉ መድረኻት ህይወቱ፡ ካብ ገጠራዊ ንእስነቱ፡... ክሳብ ምጅማር ብረታዊ ቃልሲ፡ ኣብ መቓን ናይ ነፍሲ-ወከፍ እዋን ኣእትዩ፡ ብዘይ ቅድመ-ፍርዲ፡ ጠውቂ ብዘይብሉ ክፉት ኣረኣእያ፡ ሻራ ከይሓዘ፡ ብልቦናን ሚዛናውነትን፡ ንመላእ ታሪኽ ህይወቱ ምስ ሓፈሻዊ ናይ እዋኑ ታሪኽ ኤርትራ ብምዝማድ ብወድዓዊ ስነ- ፍልጠታዊ ኣገባብ ኣጽኒዕዎን ጽሒፉዎን ኣሎ።... The biography of Hamid Idris Awate in Tigrinya can be purchased on https://www.hdrimedia.com or on Amazon.com
267399-Hamid-Idris-Awate-dehai.pdf
Dm eri tv subscribe

Voice of #Eritrea December 1, 2018 broadcast