Dehai News

YouTube፡ "ብጣዕሚ ዘገርም ነገር ግን ብደገ ኬንካ ትሰምዖን ኣብ ኣብ ውሽጢ ኬንካ ትርእዮን ሰማይን መሬትን እዩ! ኣብ ኣስመራ ዝረኣኹዎ ኣብ ኤርትራ ዝረኣኹዎ ሰላም ኣብ ካልእ ቦታ ኣይረኣኹን ኢለ ኔሬ። እታ ሓቂ ግን እሳ እያ።

Posted by: Berhane.Habtemariam59@web.de

Date: Saturday, 03 November 2018

"ብጣዕሚ ዘገርም ነገር ግን ብደገ ኬንካ ትሰምዖን ኣብ ኣብ ውሽጢ ኬንካ ትርእዮን ሰማይን መሬትን እዩ! ኣብ ኣስመራ ዝረኣኹዎ ኣብ ኤርትራ ዝረኣኹዎ ሰላም ኣብ ካልእ ቦታ ኣይረኣኹን ኢለ ኔሬ። እታ ሓቂ ግን እሳ እያ።

ኣይተ ዳዊት ገብረእግዚኣብሄር

 

በዓል ንዋይ ትግራዋይ ኢትዮጵያዊ ኣይተ ዳዊት ገብረኣግዚኣብሄር ኣብ ኤርትራ ብዝገበሮ ዑደት ብዛዕባ ኣስመራ ብፍላይ ብዛዕባ ኤርትራን መራሕቲ ኤርትራን ህዝባን ድማ ብሓፈሻ ትዕዝብቱ እንክገልጽ............ባዕልኹም ስምዕዎ

YOUTUBE.COM
 
Interview with ato Dawit Gebregziabher, investor and advcoate of societal change, on Ethio-Eritrea peace…
 

6ይ ክፋል: ማዕበል ስርሒት ፈንቅል - የካቲት 1990 - ሰነዳዊት ፊልም| sirihit fenkil 1990 - part 6 - ERi-TV Documentary

Dehai Events