Dehai News

ዕድመ ንኲሉ ሃገራዊ ሰንበት ሕዳር ዕለት 18 2018 Sunday NOVEMBER 18TH ሰዓት 06:00 p.m

Posted by: LAMBROS KYRIAKAKOS

Date: Sunday, 18 November 2018

ዮሃና ህዝቢ ኤርትራ


ዮሃና ህዝቢ ኤርትራ

ዕድመ ንኲሉ ሃገራዊ  ናይ በዓል መደብ ብደሓን ምጹ

ሰንበት ሕዳር ዕለት 18 2018 Sunday NOVEMBER 18TH ሰዓት 06:00 p.m
 
ቦታ 435 Cumberland  OASIS CENTER

ኣብ ልዕሊ ህዝብን መንግስቲ ኤርትራ 9 ዓመታት  ወሪዱ ዝጸንሐ ዘይፍትሓዊ  እገዳ ማዕቐብ ተላዒሉ ፡ብስራት ዓወት ህዝብና ብምኻኑ ፡፤
 
ፍረ ጻማ መኸተ መንግስትናን ህዝብና ውን ስለ ዝኾነ

ክብርን ሞጎስን ነቶም ለይትን ማዓልትን ኣብ ምክልካልን ፤ሓለዋን፤ ህንጻን ሃገር ዘለው ሰራዊትና
 




Dr. Fikrejesus Amahazion at the XXIX International Rosa Luxemburg Conference in Berlin on January

Dehai Events