Dehai News

(ሚኒስትሪ ዜና) ድሙቕን ስጡምን ዓወት!- ኤርትራዉያን ኣይተኻእሉን

Posted by: Semere Asmelash

Date: Thursday, 22 November 2018

ድሙቕን ስጡምን ዓወት!- ኤርትራዉያን ኣይተኻእሉን
22 ሕዳር 2018 



ንኻልኣይ መድረኽ ብውልቀ ናይ ግዜ ውድድር ዋንጫ ኣፍሪቃ፣ ኤርትራውያን ተቐዳደምቲ ካብ ቀዳማይ ክሳብ ሳልሳይ ብምውጻእ ተዓዊቶም። 1ይ ሲራክ ተስፎም 2ይ ኣሮን ደብረጽዮን 3ይ ዳንኤል ሃብተሚካኤልን ተሰሪዖም።

ኤርትራዊት ኣድያም ተስፋኣለም ብናይ ውልቀ ግዜ ውድድር ዋንጫ ኣፍሪቃ ተዓዊታ። ኣድያም ነዚ ውድድር እዚ 26’16’60 ዛዚማቶ። ንኻልአይቲ ኢትዮጵያዊት ምሕረት ገብረዮውሃንስ 20’20 ንሳልሰይቲ ደቡብ ኣፍሪቃኢት ጆርዳን ለይዘል 29’44 ጋግ ከሲባትለ።



-



-





EmbassyMedia - ራብዓይ ግንባር!

Dehai Events