Dehai News

ECSS-Online.com: ትንተናዊ ንባብ ንመደረ ኣባል ሃገራት ባይቶ ጸጥታ፡ እገዳ ካብ ኤርትራ ድሕሪ ምልዓሉ

Posted by: Berhane.Habtemariam59@web.de

Date: Wednesday, 26 December 2018

ብዶ/ር ኣሕመድ ሓሰን ድሕሊ

ታሕሳስ 26, 20918


ብ14 ሕዳር 2018 ኣምባሳደራት 15 ሃገራት ኣባላት ባይቶ ጸጥታ [ሕቡራት መንግስታት ኣሜሪካ፡ ሩስያ፡ ቻይና፡ ብሪጣንያ፡ ፈረንሳ፡ ኢትዮጵያ፡ ፖላንድ፡ ቦሊቭያ፡ ፔሩ፡ ሽወደን፡ ኢኳቶርያል ጊኒ፡ ካዛክሳታን፡ ኣይቮሪኮስት፡ ኩዌትን ሆላንድን] ነቲ ብብሪጣንያን ሰሜን ኣየርላንድን እገዳ ካብ ኤርትራ ንምልዓል ዝቀረበ እማመ ውሳነ ቁጽሪ 2044 ኣብ መጋባእያ ቁጽሪ 8398 ተመያዪጠን። ነቲ መጋባእያ ዝመርሐ ቻይናዊ ኣምባሳደር ማጃውሹ “ ብመሰረት ውሽጣዊ ሕጊ ባይቶ ጸጥታ ዓንቀጽ 37 ወከልቲ ጂቡቲ፡ ኤርትራን ሶማልን ኣብዚ መጋባእያ ክሳተፉ እጽውዕ” ኢሉ። [1] እቲ እማመ ድማ ኢድ ብምልዓል ንድምጺ ቀሪቡ። ብኩለን ኣባል ሃገራት ባይቶ ጸጥታ ስለዝተደገፈ ኸኣ ከም ውሳነ ኣህጉራዊ ባይቶ ጸጥታ ቁጽሪ 2444 ኮይኑ ብወግዒ ሓሊፉ።ብ23 ታሕሳስ 2009 ብውሳነ ባይቶ ጸጥታ ቁጽሪ 1907 ዝሓለፈ ዘይፍትሓውን ዝተማህዘን እገዳ ኣብ ልዕሊ ኤርትራ ብውሳነ ቁጽሪ 2444 ምስ ተሰረዘ ድማ ኣቦ መንበር ባይቶ ጸጥታ ነተን መግለጺ ክህባ ዝደልያ ኣባል ሃገራት ዕድል.......................

...................ምንባብ ቀጽል


7ይ ክፋል: ማዕበል ስርሒት ፈንቅል - የካቲት 1990 - ሰነዳዊት ፊልም| sirihit fenkil 1990 - part 7 - ERi-TV Documentary

Dehai Events