Dehai

ገጽ-መጽሓፍ፡ መንግስቲ ስርዓት ወያነ ንሓንቲ ብጀርመን ዝተቶኽበትሉ መጥፍኢት ሓዊ ብዓቢ ድግሲን ጨፈራን ተቐቢሉዋ።

Posted by: Berhane Habtemariam

Date: Monday, 06 March 2017

 
ንግስቲ ስርዓት ወያነ ንሓንቲ ብጀርመን ዝተቶኽበትሉ መጥፍኢት ሓዊ ብዓቢ ድግሲን ጨፈራን ተቐቢሉዋ።

ኣቱም ሰባት ብምልማን ዝኾርዑ መንግስቲ ርኢኹም ዶ ትፈልጡ? መንግስቲ ጀርመን ሓንቲ እንኮ በቃ ሓንቲ ነዲኣ መጥፉእቲ ሓዊ መኪና ንኸተማ መቀለ ብሓገዝ ኣረኪቦም፡ እቲ ምሕጋዝ ጽቡቅ እኳ እንተኾነ፣ ዳስ ሰሪሕካ ህዝቢ ኣኪብካ ድግስ ጌርካ ክትቅበላ ግና ክብረትካ ዘቀንስ ስራሕ እዮ። እቲ ንድግስን መስርን ዝወጻ ዋጋ መኪና ምስኾነ። ስጋብ መዓስ እዮም ኢድ ጻዕዳ ክርእዮ ዝነብሩ? ኤርትራ ቁሩብ ግዜ ይገብር ብገንዘባ ጫሕ ኣቢላ ዝገዝኣተን 188 ናይ መጥፉእቲ ሓዊ መካይን ድግስ ጌራ ኣይተቀበለተንን።  መሕፈራት!

Image may contain: 3 people, people standing and beard
Image may contain: sky and outdoor
Image may contain: 3 people, people standing, crowd and outdoor
Image may contain: one or more people, people standing and outdoor
 

EmbassyMedia - ራብዓይ ግንባር!

Dehai Events