Dehai

ኣብ ብርሃን ኮይኑ ጸልማት ፈጢሩ ዝሕባእ ድርብ ዝተንኮሉ ተጻባኢ፣ ካብ ዓይኒ ንስሪ ከምልጥ ተኽእሎ የብሉን!!!

Posted by: Berhane Habtemariam

Date: Friday, 05 May 2017

ኣብ ብርሃን ኮይኑ ጸልማት ፈጢሩ ዝሕባእ ድርብ ዝተንኮሉ ተጻባኢ፣ ካብ ዓይኒ ንስሪ ከምልጥ ተኽእሎ የብሉን!!!
 
 Bildergebnis für photo of kbrom dafla ክብሮም ዳፍላ መን እዩ? መበገሲኡ ዕላምኡ`ኸ እንታይ እዩ?
ብዘርኣይ ሰሎሞን
ወርሒ ግምቦት 06, 2017 ዓም ፈረንጂ
 
ተጻብኦ ኣብ ልዕሊ ኤርትራዊ ሃገራዊ ክውንነትን፣ ሃገራዊ ሓርበኛዊ ሉኡላዊ መንነትን፣ ቀጻሊ እዩ ዘሎ። ሰንሰለታት ናይ`ቲ ውሽጣውን ግዳማውን ተጻብኦታት ግን፣ ንህዝብን ሃገርን ኤርትራ ካብ`ቲ ክበጽሖ ዝደሊ ሸቶን ዓላማን ክዓግት ዝኽእል ግዙፍ ይኹን ደቂቕ ቡሕየ ዝብል ረቂቕ ሓይሊ፣ ተሰኒፉ ክርኽሞሽ እንተዘይኮይኑ፣ ስድሪ`ውን ትኹን ነቲ ኤርትራዊ ሃገራዊ ሓርበኝነት ከዳኽም`ሲ ይትረፍ፣ ካብ ምረሻ ጉዕዞኡ ከሰናኽል ዝኽእል፣ ናይ ቀረባ ይኹን ናይ ርሑቕ ሓይሊ፣ ነቲ ዛጊት ኪኖ ምንብርካኽ ከጋጥሞ ዝኽእል ዘይተርፍ ዕድል፣ ተደቢሩ ስዩም ምባል ጥራይ እዩ።...........................
 
***ምንጪ ጽሑፍ፡ ዜና ተስፋ
ኣብ`ዚ ታሕቲ ዘሎ ሰንሰለታዊ ሕጥበ-ጽሑፍ ጠዊቕኩም ኣምብብዎ ኢኻትኩም።
ሰናይ ንባብ!
ብርሃነ ሃብተማርያም
 
 
 

6ይ ክፋል: ማዕበል ስርሒት ፈንቅል - የካቲት 1990 - ሰነዳዊት ፊልም| sirihit fenkil 1990 - part 6 - ERi-TV Documentary

Dehai Events