Dehai

ገጽ-መጽሓፍ፡ ***ገለ ከድዓት ደቂ ሃገር ካብ ትግራይ ተሓቢኦም ናብ ኤርትራ ክሰልኩ ዝፈተኑ ብሓይልታት ሰራዊት ምክልኻል ኤርትራ ተታሒዞም።

Posted by: Berhane Habtemariam

Date: Wednesday, 10 May 2017

 
***ገለ ከድዓት ደቂ ሃገር ካብ ትግራይ  ተሓቢኦም ናብ ኤርትራ ክሰልኩ ዝፈተኑ ብሓይልታት ሰራዊት ምክልኻል ኤርትራ ተታሒዞም።

ናይቶም ብብሄር ተወዲቦም ብሽም ኩናማ ዝሽቅጡ ዘለው ኣብ መቀለ ዝመደበሮም ጥፉሻት 13 ኣባላት ቡሽካ ዝበሃል ቦታ ሶሊኸን ክኣትዋ ብሓይልታት ምክልኻል ተታሒዘን። ከምኡውን ፐርሰናል ዝነበረ ናይቶም ካብ ወጻኢ ኣብ ተፈላለየ ግዜ ናብ ኢትዮጵያ ብምኻድ ምስ ወያነ ብሕቡእ ክሰርሑ ዝጸንሑ ኣስማትን ካልእ ዶክሜንታትን ብርክት ዝበለ ገንዘብን ብምሓዝ ዝሓለፈ ሰሉስ ኢዱ ሂቡ።


7ይ ክፋል: ማዕበል ስርሒት ፈንቅል - የካቲት 1990 - ሰነዳዊት ፊልም| sirihit fenkil 1990 - part 7 - ERi-TV Documentary

Dehai Events