Dehai

ኣብ ብርሃን ኮይኑ ጸልማት ፈጢሩ ዝሕባእ ድርብ ዝተንኮሉ ተጻባኢ፣ ካብ ዓይኒ ንስሪ ከምልጥ ተኽእሎ የብሉን!!! ክብሮም ዳፍላ መን እዩ? መበገሲኡ ዕላምኡ`ኸ እንታይ እዩ? 2ይ ክፋል

Posted by: Berhane Habtemariam

Date: Sunday, 14 May 2017

ኣብ ብርሃን ኮይኑ ጸልማት ፈጢሩ ዝሕባእ ድርብ ዝተንኮሉ ተጻባኢ፣ ካብ ዓይኒ ንስሪ ከምልጥ ተኽእሎ የብሉን!!!
 
ክብሮም ዳፍላ መን እዩ? መበገሲኡ ዕላምኡ`ኸ እንታይ እዩ?
 
 Bildergebnis für photo of kbrom dafla
 
ብዘርኣይ ሰሎሞን
 
ወርሒ ግምቦት 14, 2017 ዓም ፈረንጂ
 
ተጻብኦ ኣብ ልዕሊ ኤርትራዊ ሃገራዊ ክውንነትን፣ ሃገራዊ ሓርበኛዊ ሉኡላዊ መንነትን፣ ቀጻሊ እዩ ዘሎ። ሰንሰለታት ናይ`ቲ ውሽጣውን ግዳማውን ተጻብኦታት ግን፣ ንህዝብን ሃገርን ኤርትራ ካብ`ቲ ክበጽሖ ዝደሊ ሸቶን ዓላማን ክዓግት ዝኽእል ግዙፍ ይኹን ደቂቕ ቡሕየ ዝብል ረቂቕ ሓይሊ፣ ተሰኒፉ ክርኽሞሽ እንተዘይኮይኑ፣ ስድሪ`ውን ትኹን ነቲ ኤርትራዊ ሃገራዊ ሓርበኝነት ከዳኽም`ሲ ይትረፍ፣ ካብ ምረሻ ጉዕዞኡ ከሰናኽል ዝኽእል፣ ናይ ቀረባ ይኹን ናይ ርሑቕ ሓይሊ፣ ነቲ ዛጊት ኪኖ ምንብርካኽ ከጋጥሞ ዝኽእል ዘይተርፍ ዕድል፣ ተደቢሩ ስዩም ምባል ጥራይ እዩ።...........................
 
***ምንጪ ጽሑፍ፡ ዜና ተስፋ
ኣብ`ዚ ታሕቲ ዘሎ ሰንሰለታዊ ሕጥበ-ጽሑፍ ጠዊቕኩም ኣምብብዎ ኢኻትኩም።
ሰናይ ንባብ!
ብርሃነ ሃብተማርያም
 

***ኣብ ብርሃን ኮይኑ ጸልማት ፈጢሩ ዝሕባእ ድርብ ዝተንኮሉ ተጻባኢ፣ ካብ ዓይኒ ንስሪ ከምልጥ ተኽእሎ የብሉን!!! ክብሮም ዳፍላ መን እዩ? መበገሲኡ ዕላምኡ`ኸ እንታይ እዩ? 1ይ ክፋል................ኣብዚ እንሄለ።


6ይ ክፋል: ማዕበል ስርሒት ፈንቅል - የካቲት 1990 - ሰነዳዊት ፊልም| sirihit fenkil 1990 - part 6 - ERi-TV Documentary

Dehai Events