Dehai

ኣኸባብራ ባዓል ናጽነት ረጃይና ሳስካቱን

Posted by: Eritrean Media

Date: Saturday, 10 June 2017


ዝርዝር ጸብጻብ  ባዓል ናጽነት ኤርትራውያን ተቐማጦ ረጃይናን ከባቢኣ....ሳስካቱን............................................ኣብ'ቲ "ብርሃን ንደርማስ ምዕባለ " ኣብ ትሕቲ ዝብል ቴማ ዝተጸንበለ ፡ኤርትራውያን ተቐማጦ ረጃይና  ብዓቢ ፍናንን ሓበንን  ንመበል 26 ማዓልቲ ናጽነቶም ብ27 ግንቦት  ብኽብ ዝበለ ኣብዒሎም።ኣብቲ ኣጋጣሚ ናኣሽቱ ህጻናትን ፡መንእሰያት ዓበይትን ከም ዝተሳተፉ  ሓቢሮም። መኸተ ልምዓትን መኸተ ዓወትን ብምኻኑ  ናይ ሎሚ ዓመት ብብዝሒ ተሳተፍትን  ድርብ ሓላፍነት ዘሰክም ብምኻኑ  ድልውነቶም ኣረጋጊጾም ።



EmbassyMedia - ራብዓይ ግንባር!

Dehai Events