Dehai

Fwd: 20 sene in Chicago - Report

Posted by: Ben Araya

Date: Monday, 19 June 2017

ኣበዓዕላ ምዓልቲ ሰማእታት

ኣብ ሺካጎ፡ ሰሜን ኣመሪካ

 

ንኽብሪ ምዓልቲ ሰማእታት 20 ሰነ፡ ኣብ ሺካጎን ከባቢኣን ዝነብሩ ተቐማጦ ኤርትራውያንን፣ደገፍትን ሰንበት 18 ሰነ 2017 ብዓቢ ክብሪ ተባዒሉ። ቁጽሮም ካብ 100 ዘይውሕድ ተሳተፍቲ ሽምዓ ኣብሪሆም ዝክራዊ ዕዶት ኣካይዶም። ንምዓልቲ ሰማእታት ዝምልከት መልእኽቲ ድሕሪ ምስማዕ፡ ምስክርነትን፣ጭርሖታትን፣ግጥምታትን ቀሪቡ፡፡

በዛ መዓልቲ`ዚኣ ተቐማጦ ሺካጎን፣ከባቢኣን 48 ስድራቤት ሰማእታት ንምሕጋዝ ($34, 560) መብጽዓ ኣትዮም። እዚ መቐጸልታ ካብ ብ2004 ዝጀመረ ባህሊ እዩ። ብጠቕላላ ካብ 2004 ክሳዕ 2017፡ ተቐማጦ ሺካጎን፣ ከባቢኣን ኣስታት $231,116 ንስድራቤት ሰማእታት ወፍዮም እዮም።



ዘለኣለማዊ ዝኽሪ ንስዉኣትና​

​​
​​
​​
​​
​​
​​
​​
​​
​​
​​
​​
​​
​​
​​
​​
​​
​​
​​
​​
​​
​​
​​
​​
​​
​​
​​
​​
​​
​​
​​
​​
​​
​​
​​
​​
​​
​​
​​
​​
​​
​​
​​
​​
​​
​​
​​
​​
​​
​​
​​
​​
​​

ዓወት ንሓፋሽ!

ኣካየድቲ በዓላት ሽማግለ ሺካጎን፣ከባቢኣን



EmbassyMedia - ራብዓይ ግንባር!

Dehai Events