Date: Thursday, 01 March 2018
ዝኸበርክንን ዝኸበርኩምን ትቕንዩ !
መልእኽቲ ህዝባውን ኮማውን ንጉዳይ ሓበሬታን ዜናን ዝምልከት !
በብእዋኑ ብቋንቋ ጀርመን ሓበሬታ ናይ ምዝርጋሕ መደባት መሰረት ብምግባር፡ ወርሓዊ ጽሕፍቲ ንልእኽ ኣለና። ኣብዚ ግዜ‘ዚ ብዲጂታላዊ ኣገባብ ብኢመይል ዝለኣኽ ኮይኑ ንቐጻሊ ምስቲ ምዕባለ ክርአ ኢዩ።
እዚ ጽሑፍ ናብ ኤርትራውያን ተታሒዙ ክተርፍ ዘይኮነስ ንፈተውቲ፡ኣገደስቲ ውልቀ-ሰባት፡ማሕበራት፡ሰልፍታት፡ ወ.ዘ.ተ. ክሕበር፥ክዝርጋሕ ፡ኣብ ግምት ብምእታው ክስራሓሉ ከምዝግባእ ደጊምና ንላቦ።
ዓወት ንሓፋሽ!
ሃገራዊ ሽማግለ ኤርትራውያን ጀርመን
Mit Google Drive haben Sie alle Ihre Dateien auf jedem Gerät griffbereit. Google LLC, 1600 Amphitheatre Parkway, Mountain View, CA 94043, USA |