Dehai

ኣይበልናን`ዶ! ሓሶትን ምትላልን ሰርቅን ኣረሜናዊ ቅትለትን ዝኣመላን ኣብ ሓንቲ ርእሲ ክልተ ዝመልሓሳ ዓሌታዊት ስርዓት ወያነ ክልል ትግራይ ነቲ ብዶብ ኤርትራን ኢትዮጵያን ዝምልከት ዝተቐበለቶ ውሳኔ ..............እንደገና ነጺጋቶ።።

Posted by: Berhane.Habtemariam59@web.de

Date: Wednesday, 13 June 2018

ኣይበልናን`ዶ! ሓሶትን ምትላልን ሰርቅን ኣረሜናዊ ቅትለትን ዝኣመላን ኣብ ሓንቲ ርእሲ ክልተተ ዝመልሓሳ ዓሌታዊት ስርዓት ወያነ ክልል ትግራይ ድሕሪ 16 ዓመታት ንውሳነ ኣልጀርስን ዴን ሃግን*ውሳነ ምሕንጻጽ ዶብ ኤርትራን ኢትዮጵያን* ብዕለት 05.06.2016 ብምሉኡ ከም ዝተቐበለቶን ኣብ ባይታ`ውን ከተተግብሮን ከም ትቃለስን እኳ እንተገለጸት፣ ሎሚ መዓልቲ እንደገና ነቲ ምስ ኢህወደግ ዘሕለፈቶ ውሳነ ተሓሲማቶን ነጺጋቶን።
ኣብዚ ስማዑ
https://www.youtube.com/watch?v=I6okcHWFyp8&feature=share

7ይ ክፋል: ማዕበል ስርሒት ፈንቅል - የካቲት 1990 - ሰነዳዊት ፊልም| sirihit fenkil 1990 - part 7 - ERi-TV Documentary

Dehai Events