ካብቲ ኩሉ ጊዜ
ናይ ብዙሓት ተባዓት ተቓለስቲ ኤርትራ፡
ኣብ ሕልናይ እናመጸ
ብኤርትራውነተይ
ዘሔብነኒ፡ እንሄት ሓንቲ ካብኣተን ናይ ብጻይ ስብሓት ከካፍለኩም፤
"እቶም በሊዕኩም እትርስዑ ክትርስዕዎ ትኽእሉ ኢኹም! በሊዖም ዝዝክሩ ግን ነዚ ክርስዕዎ ኣይኮኑን፡ እዞም ሰብ'ዚኦም ናይዛ ዝገበርዋ ዋጋ ክኸፍልዋ'ዮም! ውግእ፡ ውግእ እዩ። እነተቐተሉኻ ጽቡቕ፡ መድፍዕ ገይሮም እንተሓዋወሱኻ ጽቡቕ፡ ኣብ ገዛ ሰብ እናኣተኻ ሰበይቲ፣ቆልዓ ምብስባስ እንተኾይኑ ግን፡ ከምዚ ሕጂ እቲ ህዝቢ ኣብ ልዕሊ ጀርመን እህህ ዝብሎ ዘሎ፡ ህዝቢ ኤርትራ ውን ከምኡ ዓይነት እዩ መጺእዎ"
ህዝቢ ኤርትራ ይቕረ በሃላይ ልምዲ ዘሎዎ ሕብረተ-ሰብ እምበር ወያኔ (ህወሓት) ዝፈጸምዎ ግፍዒ ረሲዑ ማለት ኣይኮነን!!
ብንያም ኣርኣያ
ሺካጎ