Dehai

ሓጺር ጥቕሲ-"ከዳሚ/ባርያ ኮንካ ጐይታ ካብ ምምሳል ጨዋ ድኻ ኮንካ ምኽባር ይበልጽ". ፕ/ር መስፍን ወ /ማሪያም

Posted by: Berhane Habtemariam

Date: Saturday, 11 June 2016

"ከዳሚ/ባርያ ኮንካ ጐይታ ካብ ምምሳል ጨዋ ድኻ ኮንካ ምኽባር ይበልጽ". ፕ/ር መስፍን ወ /ማሪያም
ወርሒ ሰነ 11, 2016
"ብዙ ሠው ያልተረዳውና የሚያስደንቀው የአሜሪካ ዶላርና የአሜሪካ ጫና ኤርትራን ማንበርከክ አለመቻሉን ነው። ሎሌ ሁኖ ጌታ ከመምሰል ደሀ ሁኖ መከበር ይሻላል"። ፕ/ር መስፍን ወ /ማሪያም
 
"ብዙሕ ሰብ ዘይተረድኦን ዘደንቕን ናይ ኣሜርካ ዶላርኮን ናይ ኣሜርካ ጸቕጢ ንኤርትራ ከምበርክኻ ዘይምኽኣሉ እዩ። ከዳሚ/ባርያ ኮንካ ጐይታ ካብ ምምሳል ጨዋ ድኻ ኮንካ ምኽባር ይበልጽ". ፕ/ር መስፍን ወ /ማሪያም
 
ኢትዮጵያዊ ፕ/ር መስፍን ወ /ማሪያም ኣብ ኣሜሪካ ብምሁራት ኢትዮጵያውያን ዝተዳለወ "ኣብ ሞንጎ ኤርትራን ኢትዮጵያን ንመጻኢ ንዝህሉ ናይ ሓባር ምሕዝነት" ኣብ ዝብል ዛዕባ ዝገበሩዎ ኣኼባ፣ ብዛዕባ ኤርትራ ዝተዛረቦ ቃል እዩ።
 
 

EmbassyMedia - ራብዓይ ግንባር!

Dehai Events