Dehai

ኣብ`ቲ ን21/06/2016 ኣንጻር ብሕቡራት ሃገራት ዝቖመት ቁጽርቲ ጉጅለ 'ብምስምስ መሰል ደቂሰብ' ዝብል ሕሱር ክሲ ኣብ ልዕሊ ኤርትራ ዘቕረበቶ ዝተሰንዔ ጠቀነታትን ሓሶታትን ቀጻሊ ሸርሕታትን ኣብ ጀነቫ ዝካየድ ዓቢ ሰላማዊ ሰልፊ፣ ኩሉ ኤርትራዊ ብኽብርን ንኽብሪ ሃገርን ይዕደም ኣሎ!!!

Posted by: Berhane Habtemariam

Date: Monday, 13 June 2016

ኣብ'ቲ ን21/06/2016 ኣንጻር ብሕቡራት ሃገራት ዝቖመት ቁጽርቲ ጉጅለ 'ብምስምስ መሰል ደቂሰብ' ዝብል ሕሱር ክሲ ኣብ ልዕሊ ኤርትራ ዘቕረበቶ ዝተሰንዔ ጠቀነታትን ሓሶታትን ቀጻሊ ሸርሕታትን ኣብ ጀነቫ ዝካየድ ዓቢ ሰላማዊ ሰልፊ፣ ኩሉ ኤርትራዊ ብኽብርን ንኽብሪ ሃገርን ይዕደም ኣሎ!!!
ሰነ 13, 2016

7ይ ክፋል: ማዕበል ስርሒት ፈንቅል - የካቲት 1990 - ሰነዳዊት ፊልም| sirihit fenkil 1990 - part 7 - ERi-TV Documentary

Dehai Events