Dehai

ኩሉ ድሕሪ ሃገር ፡ ንድሕነት ህዝብናን ሃገርናን ንበገስ ! ድምጽናን ተቓዉሞና ብምስማዕ ኤርትራና ኣሎኹልኪ ንበላ ኣብቲ ሰፊሕ ሰላማዊ-ሰልፊ ንዕለት 21.06.2016 ኣብ ከተማ ጀኔቭ ተረኺብና

Posted by: Mekete German

Date: Monday, 13 June 2016

ኩሉ ድሕሪ ሃገር ፡ ንድሕነት ህዝብናን ሃገርናን ንበገስ !

ብምስ መሰል ደቂሰብ' ኣምሲሎም ኣብ ልዕሊ ህዝብን መንግስት ኤርትራ

ንም ንዘካውስዎ ዘለዉ ሕሱር ክሲን ሽርሕታትን ድፍረትን  ንኽንምክት፡

ሕድሪ ሰማእታትና ንኸነተግብርን ከነሕድስን ከምወትሩ ንበገስ ኣብ ጀነቫ ዝካየድ ዓቢ ሰላማዊ ሰልፊ ተረኺብና ነዛ ሃገረ ሰማእታት ሓላል ሃገርና ኣሎኹልኪ ንበላ ፡ ድምጽናን ተቓዉሞና ብምስማዕ ኣሎኹልኪ ንበላ !


Inline-Bild 1
Inline-Bild 1


EmbassyMedia - ራብዓይ ግንባር!

Dehai Events