Dehai

ኣውቶቡስ ካብ NRW ናብ ጅኔቭ ፡ ቅልጽምና መልክዕናን ሓድነትናን ጽንዓትናን መከተናን ሰነ 21 - 2016 ኣብ ጀኔቫ ተረኪብና ንዓለም ነርእያ

Posted by: Eritrean Ngermany

Date: Thursday, 16 June 2016



ነቲ ብረዚን መስዋእቲ ዝረከብናዬ ናጽነትና ሓንሳብን ንሓዋሩን ብድምጽና ኣዊሕስናዬ ኢና 21 ሰነ 2016 ኣብ ጀኔቫ
ዝካየድ ሰፈሕ ሰላማዊ ሰልፈ ንድሕነት ሃገርን ሕዝብን ከምኡ ዉን ምትግባር ሕድሪ ሰማእታትና ብሙኳኑ ተረዲኢና ዳግማይ
ከም ኣብ እዋን ረፈረንደም ሎሚ ዉን ብድምጽና ሃገርና ካብ ዓመጽቲ ከነድሕን ቅድሚ ኩሉ ቀዳምነታትና ንድሕነት ሃገረ
ሰማእታት ኤርትራ ኩለን ኣእጋር ደቂ እዛ ሓላል መሬት ናብ ጀኔቫ የቅንዓ ንሓንቲ መዓልቲ እቲ ዝቀለለ ግዜናን ነጎድጓዳዊ
ድምጽናን ነወፊ ብወሎዶታትና ድማ ብሓበን እና ተዘከርና ክንነብር ኢና።



Inline-Bild 3


EmbassyMedia - ራብዓይ ግንባር!

Dehai Events