Dehai

Re: ኣዛብእ

Posted by: Germay Berhane

Date: Thursday, 29 August 2019



On Thu, Aug 29, 2019, 06:47 Germay Berhane <tzinaat@gmail.com> wrote:
መስከረም ንኣኼባ ዳላስ ኣመልኪቱ ንተቓመርትን ኮረይትን ኣመልኪቱ እንስሳን ወያነን ከምዘይኮና ሪኤሞ ኣለዉ ይብል። እዞም ሕጂ ፈቀድኡ ዝህውኩ ዘለዉ ሰባት በብግዚኡ ገሊኦም ካብ ብረታዊ ቃልሲ ኣትሒዞም ጅብሃ ኢና እንዳባሉ  ክሳብ ሕጂ ገቡኦም ዘይገበሩ ገለ ድማ መንግስቲ ከቢድ ወጻእታት ጌሩ ዘምሃሮም ጉቡኦም ከይገብሩ ዝሃደሙ ሕጂ ብድሕሪ ሞስኮት ናብ ሃገር ክምለሱ ዝደልዩ ገበነኛት እዮም፡ ሰባት ዘይኮኑስ ካብ እንስ ሳ ዝኸፍኡ እዮም። እንስሳ መንገዱ ይፈልጥ ዝርዳእ ፍጥረት እዩ። እዚኦም ግን ንጸይቅቂ ዝተዓጥቁ ሩኹሳት ፍጥረት እዮም። ብዓቢኡ ድማ መሳርሒ ወያነ እዮም። ነዚኦም ኣብ ኣኼባታትና ምዕዳም ኣዛብእ ኣብ መንጎኻ ምእታው ማለት እዩ። ሰለዚ ኣብ ዝመጽእ ኣኼባታት ክውገዱ ኣለዎም። ዝሓትዎ ሕቶታት ዝዛረብዎ ዘረባታት ኣብ ማስ ሜድያ ንሰምዖ ስለዘለና ኣየድልዩናን እዮም። ክርድኡ ዘይኮኑስ ወጢርናዮም ጌርና ንምባል ስለዝኾነ ኤምባሲ ኤርትራ ዝመጽእ ኣኼባ ክሓስበሉ ኣለዎ። ዝብኢ ኣብ በረኻ እዩ ሰፈሩ። እንዳኣወዩ ኣብ በረኻ ይንበሩ።
Germay Yemane


6ይ ክፋል: ማዕበል ስርሒት ፈንቅል - የካቲት 1990 - ሰነዳዊት ፊልም| sirihit fenkil 1990 - part 6 - ERi-TV Documentary

Dehai Events