Dehai

ወፈያና ትንፋስ ንምድሓን።

Posted by: Ghebrengus Mesmer

Date: Thursday, 09 April 2020

ጽባሕ ኩሉ ኤርትራዊ ክሕተትዩ፡ መልስና ኣዎንታዊ ክኸውን ሓገዝና ነወፊ። ህዝብና ካብ ኮቪድ19 ንምድሓን እነወፍዮ ገንዘብ ምርጫ ኣይኮነን ጉቡእ እዩ።  ኣይሰማዕኩን ኣይፈለጥኩን ኣይተነገርኩም ወዘተ ዝብሉ ምኽንያት ካብ ምሕታት ኣይከድሕኑናን እዮም። 

EmbassyMedia - ራብዓይ ግንባር!

Dehai Events