Dehai

ገጽ-መጽሓፍ፡ *"ክውዕየካ ብማንካ ፣ ክዝሕለካ ብኢድካ"

Posted by: Berhane Habtemariam

Date: Monday, 12 September 2016

 
 
*"ክውዕየካ ብማንካ ፣ ክዝሕለካ ብኢድካ"
ብርሃነ
 

እዚ ካብቲ ዊኪሊክስ ዝወጸ ምስጢር ናይ ትግራይ መንግስቲ ንህዝቢ ኤርትራ ብጥምየት ንምቅታል እገዳ ክግበር ዝሰርሕዎ ዝነበሩ እዩ። ሕጂ ሓደ ሓደ ኣብ ናይ ወያነ ታንኪ ተሰቂሎም ኣብ ኤርትራ መንግስቲ ክግምጥሉ ዝሓስቡ ዝነበሩ ኮራኹር ወያነ  ሕጂ ናትና ንግበር ክብሉ ይስምዑ ኣለው። ወያነ ከተጥፍኣና ክትጽዕር ከላ ግና ናትኪ ግበሪ ኣይበልዋን። ሕጂ ምስ ጸበበቶም ግና የሕዋት ኢና ሻዕብያ ንናይ ደርጊ ዝነበሩ ይሕግዝ ኣሎ፣ እንዳበሉ ናይ ሓሶት ንብዓት የርእዩና ኣለው። ሼር ንግበሮ
Pathetic FM of Weyane Seyoum Mesfin Gebredingel Requested US to Starve Eritrea: jungle rule endorsed by #UNSC

Click there below to read it: ETHIOPIA TO THE P-5: TIME FOR ERITREA SANCTIONS
If you need help using Tor you can contact WikiLeaks for assistance in setting it up using our simple webchat available at: https://wikileaks.org/talk
WIKILEAKS.ORG
 
 
 

EmbassyMedia - ራብዓይ ግንባር!

Dehai Events