Dehai

ፍቕሪ ኣብ ኩሉ ንበሪ

Posted by: Medhanie Tesfalem

Date: Monday, 03 October 2016

ኣብ ኩሉ ቦታ ክትሰፍር ፍቕሪ
ኩላትና ንሰላም ንጽዓር ብግብሪ:
ሰላም ግን ብልማኖ ትመጽእ ዘይኮነት
ተወፋይነት ትሓትት እያ ቅድመኩነት
ሓቅን ርትዕን ተተሪሳ ዕእወት ዘማእከለት:

ትሪ ቅልጽምና ቅብ ሓድነትና :
ዕእወት ንሓፋሽ:
መድሃኔ ተስፋኣለም:


EmbassyMedia - ራብዓይ ግንባር!

Dehai Events