Dehai

FWD: ስነ ስርዓት ቀብሪ ነፍስሔር ኤፍረም ጸጋዝኣብ (Announcement: Ephrem Tsegezeab)

Posted by: Dehai

Date: Wednesday, 01 February 2017

Ephrem Tsegu


ስነ ስርዓት ቀብሪ ነፍስሔር ኤፍረም ጸጋዝኣብ

ኣዚና እነፍቅሮ ሓውና ኤፍረም ጸጋዘኣብ ብዝሓደሮ ሕማም ምኽንያት ኣብ ሕክምና ክእለ ድሕሪ ምጽንሑ ጥሪ 30, 2017(01/30/2017) ብሞት ተፈልዩና።

ሓዘን ዝካየደሉ ቦታ ኣብ፡ ገዛ ማለት፡
7758 Lemoyne Ln
Springfield, VA 22135

ክኸውን ከሎ ናይ ፍትሓት ስነ-ስርዓት ዓርቢ 02/03/2017 ካብ ሰዓት 10፡30 ቅ.ቀ ጀሚሩ ኣብ “Kidisti Selassie Eritrean Tewahdo Church”
4465 Old Branch Ave.
Temple  Hills, MD
 ክካየድ እዩ።  

ድሕሪ ፍትሓት ናይ ቀብሪ ስነ-ስርዓት ዓርቢ ልክዕ ሰዓት 2፡00 ድ.ቀ ኣብ
Fairfax Memorial Park
9900 Braddock  Rd.
Fairfax, VA 22032 

ክፍጸም እዩ።
ሕሰም ኣይትርከቡ                                       ስድራ ቤት


In Loving Memory Of Efrem Tsegu.pdf

EmbassyMedia - ራብዓይ ግንባር!

Dehai Events