Dehai

ገጽ-መጽሓፍ፡ *ኣብ ጋሕቴላይ ዝስራሕ ዘሎ ዓቢ ዲጋ ብሓያል ጻዕሪን ክእለትን ቅልጣፈን ኤርትራውያን ይሳለጥ ኣሎ።

Posted by: Berhane Habtemariam

Date: Friday, 10 February 2017

ምሉእ ብምሉ ብኮንክሪት ዝስራሕ ዘሎ ዲጋ ጋሕቴላይ፣ እቲ ካብ ኩሉ ዘገርም ግና ቅልጣፈ ናይተን ሃገራውያን ናይ ህንጸት ካምፓኒታትና እዮ። ቅድሚ ቁሩብ ሳምንታት ኣበይነይራ? ሕጂ ኣብ ምንታይ በጺሓ? እዘን ስእሊ ምስክራት እየን። ሕጂ እቲ ብኮንክሪት ዝተሰርሐ መንደቅ ናይታ ዲጋ ማዕረ እቲ ብክልተ ሸነኻቱ ዘሎ ዓበይቲ ጎበታት በጺሑ ኣሎ። እዚ ካኣ መንእሰያትና ማዕረ ክንደይ ናይ ስራሕ ተመክሮ ኣጥርዮምን ነተን ዓርሞሽሞሽ ማሽነሪታት መሊኾመን ከምዘለውን እዮ ዘርኢ።

Bild könnte enthalten: Himmel, Berg, Wolken, im Freien und Natur
Kein automatischer Alternativtext verfügbar.
 

EmbassyMedia - ራብዓይ ግንባር!

Dehai Events