Dehai

ኤርትራዊ ኣብ ጀርመን/ሄሰን : ምድላው ጽምብል ንብሩራዊ እዮቤል ናጽነት ኤርትራ :

Posted by: Medhanie Tesfalem

Date: Sunday, 01 May 2016

 ንመንግስትን ህዝብን  : ከምኡ'ውን ንጅግና ሓይልታት ምክልኻል  ኤርትራ: : ዮሃና ድርብ ዮሃና : ንብሩራዊ ኢዮቤል ጽምብል ናጽነትና  እናበልና : ርብዒ ዘመን ኣብ መኸተን ልምዓትን ! ዝብል ዛዕባ ንዕለት 15.05.2016 ኣብ ዝተመልከተ ቦታን ኣድራሻን ዓቢ ምድላዋትና ኣጻፊፍና ንኹሉ ሃገራውን ፈታውን ብኽብሪ ንዕድም :

ርብዒ ዘመን ኣብ መኸተን ልምዓትን !
ብድሓን ምጹ:
ኣ/ሽ

6ይ ክፋል: ማዕበል ስርሒት ፈንቅል - የካቲት 1990 - ሰነዳዊት ፊልም| sirihit fenkil 1990 - part 6 - ERi-TV Documentary

Dehai Events