Date: Friday, 03 June 2016
ዓቢ ሰላማዊ ሰልፊ ኣብ ከተማ ጀነቭ ፥ ኣንጻር ኩሉ ናብ ህዝቢ ኤርትራ ዝቐንዐ ቀጻሊ ተጻብኦታትን ፍሕሶታትን ከም ወትሩ ብህዝባዊ መኸተ ንምፍሻል ንበገስ ፥ ማሕበረኮም ከለንን ከባቢኣን