World News

ECSS-Online.com: ካልኣይ ኣርእስቲ ጽሑፋት ክርክር ምዕራፍ 1. – ሓፈሻዊ ድንጋገታት-ራብዓይ ክፋል

Posted by: Berhane Habtemariam

Date: Sunday, 01 October 2017

ካልኣይ ኣርእስቲ ጽሑፋት ክርክር ምዕራፍ 1. – ሓፈሻዊ ድንጋገታት-ራብዓይ ክፋል

Part IV

ዓንቀጽ 133. – ፍርዳዊ ጕዳይ ብኽሲ ይጅምር

(1) ንጥርዓናትን ኣቤቱታን ዚምልከት ድንጋገታት ናይዚ ሕጊ ገዲፍካ፣ ነፍስ-ወከፍ ጕዳይ ምልክታ ክሲ ኣብ መዝገብ ቤት ፍርዲ ብምስፋር ይኽፈት።
(2) ነፍስ-ወከፍ ክሲ ኣብዚ መጽሓፍ ብዝሰፈሩ ሕግታት መሰረት ይዳሎ።
ዓንቀጽ 134. – መዝገብ ክሲ

ኣብ ዓንቀጽ 159 ዝተደንገገ ዝተሓለወ ኰይኑ፣ ረጂስትራር ዝርዝር ናይ ነፍስ-ወከፍ ክሲ ኣብ መዝገብ ሲቪላዊ ኽስታት ከም ዚምዝገብ ይገብር። ከምዚ ዝኣመሰለ እታው ኣብ ነፍስ-ወከፍ ዓመት በቲ ኽሲ ዝቐረበሉ መስርዕ መሰረት ቍጽሪ ይወሃቦ።

ዓንቀጽ 135. – ናይ ዳንነት ክፍሊት

(1) ዝዀነ ኽሲ ብመሰረት ዓንቀጽ 160 ግቡእ ዳንነት ከይተኸፍሎ............................

.........................ምንባብ ኣብ ታሕቲ ዘሎ ሕጥበ-ጽሑፍ ጠዊቕኩም ቀጽልዎ።

ብርሃነመስቀል  ሃብተማርያም

ዝሓለፉ ቀዳማይን ካልኣይን ሳልሳይን ሕታማት፣


EmbassyMedia - ራብዓይ ግንባር!

Dehai Events