World News

ECSS-Online.com፡ ዮሃና! ብሩራዊ እዮቤልዩ ሳዋ

Posted by: Berhane.Habtemariam59@web.de

Date: Tuesday, 30 July 2019

ዮሃና! ብሩራዊ እዮቤልዩ ሳዋ

ማእከል ስልጠና ሓይልታት ምክልኻል ኤርትራ፡ “ሳዋ – ዕቱብ ምርጫ ንውሑስ መጻኢ!” ኣብ ትሕቲ ዝብል መሪሕ ቴማ፡ ኣብ ቀዳማይ ሰሙን ነሓሰ፡ መበል 25 ዓመት ምምስራት ናይታ “ትእምርቲ መኸተን ልምዓትን” ዝኾነት፡ ቅርዓት ምልመላ መንእሰያት – ሳዋ ክጽምብል እዩ። ህዝቢ ኤርትራ፡ ብመሪርን ነዊሕን ሓርነታዊ ኲናት ሓሊፉ ናጽነት ድሕሪ ምርግጋጹ ዝጽበዮ ዝነበረ ዓቢ ዕማም፡ ነቲ ብረዚን መስዋእቲ ዝተረኽበ ናጽነትን ልኡላውነትን ምውሓስን ምድልዳልን፡ ብኲናት ዝዓነወ ሃገር ዳግም ብምህናጽን ብምምዕባልን ሃገራዊ ራእይ ክውን ምግባር’ዩ ነይሩ። ተረካቢ ሕድሪ መንእሰይ፡ ነዚ ከቢድ ዕማም’ዚ ዝበቅዕ ንቕሓት፡ ኣእምሮኣዊን ኣካላዊን ብቕዓት ከጥሪ ከኣ፡ ምዅስኳስ መንእሰያት ወሳኒ ነበረ። ነዚ ወሳኒ ዕማም ንምትግባር ድማ መደብ ሃገራዊ ኣገልግሎት

.......................ምንባብ ቀጽል

1. ERi-TV: Wodi Tikul Takes The Stage at Sawa Training Center

https://www.youtube.com/watch?v=tykmaWAXPMY

2. ERi-TV Music_ መንእሰይ - ሎሚ'ውን ኣሎ

https://www.youtube.com/watch?v=GBlGYrjwt-4&t=205s

 

331033-ዮሃና! ብሩራዊ እዮቤልዩ ሳዋ.pdf

7ይ ክፋል: ማዕበል ስርሒት ፈንቅል - የካቲት 1990 - ሰነዳዊት ፊልም| sirihit fenkil 1990 - part 7 - ERi-TV Documentary

Dehai Events