World News

ዕዉት ስፖርታዊ መንእሰይ መኽሰብ ደበሳይ - ኣምባሳደር ሃገሩ፡ ሃገሩ ወኪሊ ኣብ Deutschland Tour ይርከብ። ግዱሳት ኤርትራውያን ሽቱትጋርት በቲ ዝገበርክሙሉ ምትብባዕ ድማ ንዝኹልና ዓቢ መርእያ እዩ።

Posted by: Dimtzi Eritrawian1 Kab German

Date: Monday, 02 September 2019




image.png
ብሓቂ ደስ ዝብል ስራሕ ዕዉት ስራሕ ድርብ ዓወት ሓደ ኣብ ምዕራባዊ ዓለም ኣለና ምባል አቲ ኻልእ ከኣ
ኣነ ኣካል ናይዚ ወገን ናይዚ ስራሕ ምኻን ዘኽርዕዩ ብጾት እንቋ ዕ ብሰላም ነዚ ዕዉት ስራሕ ሰሪሕኩም
ብሰላም ተመለስኩም  ዮሃና ንበኽሪ ዓወት ፈነወ መራኺቢ ብዙሃን ጠመተ ምስሊ መንነት ህዝብና ተወዳድርትናን።

ወድና ሓውናን 
ዕዉት ስፖርታዊ መንእሰይ
መኽሰብ ደበሳይ
ኣምባሳደር ሃገሩ፡ 
ሃገሩ ወኪሊ ኣብ Deutschland Tour ይርከብ። 
ግዱሳት ኤርትራውያን ሽቱትጋርት በቲ ዝገበርክሙሉ ምትብባዕ ድማ ንዝኹልና ዓቢ መርእያ እዩ።
ክብሪ ይሃብኩም



EmbassyMedia - ራብዓይ ግንባር!

Dehai Events