World News

ኮሮና ቫይረስ ንምክልኻል፡

Posted by: Ghebrengus Mesmer

Date: Friday, 27 March 2020

ካብ ዘለዎ ብዙሕ፡ ካብ ዘይብሉ ውሑድ ዘበርከተ ሓደ እዩ። እቲ ዝምዘን ሕልና እዩ። ኩሉ ተደሚሩ ግዙፍ ይኸውን። ስለዚ ብዓቕምና እንህቦ ምስ ናይ ከማና ዝኣነሰሉ ተሓዊሱ ብዙሕ ምዃኑ ኣይንዘንግዕ። እቲ ዝድለ ምሃብ'ዩ። ብንህቦ ትንፋስ ነድሕን፡


EmbassyMedia - ራብዓይ ግንባር!

Dehai Events