World News

Fw: see title

Posted by: yohannes zeratsion

Date: Saturday, 10 July 2021

 
 
 
Gesendet: Donnerstag, 08. Juli 2021 um 18:49 Uhr
Von: "Yohannes Zeratsion" <yohannes.zeratsion49@gmail.com>
An: yohannes.zeratsion1@web.de
Betreff: Kein Betreff
ዶክተር  ኣሰፋው ተኸስተ  ኤርትታኤዶ/አትዮጵያዊዶ /ትግራዋይ?
በታ  ቀዳመይቲ  ክጅምር  መልክዕካ  ኤርትራዊ  ኣይትመስልን :  አትዮጵያዊ  ኢኻ  ትመስል:: እዚ ንኢ ትዮጵያውያን ከነኣእስ ወይ  ፍሉያት  ከምዝኾኑ  ንምባል  ኣይኮንኩን:: ትር ኢትካ  ክገልጾ  ስለዝደለኹ ጥራዩ ::  ብግብርኻን/ክሕደትካን/ብተንኮልካን  ከኣ  ትግራዋይ  ወይ  ወያነዶ  ክንብሎ  ትመስል እብል ::
ንስኻ  ብቕርሕንትን ሕነምፍዳይን  ዝተመላእካ    ሰብ ኢኻ :: ስለዝኾንካ  ኣብ ናይ ከደዓትን  ዕሱባትን  ማሕበር  ኣቲኻ  ( ንርስኻ ውን  ዕሱብ  ናይቲ  ሓቕፉካ ዘሎ  ሃገር  ኢኻ)  ብናይ  YOUTUBE  መስኮት  ብቈልዑት  ጅብኦም  ክመልኡ ኢሎም  ዝዝርግሕዎ  መርበብ  ዕ ዱም  ኰንካ  ያኢ ብዛዕባ  ህዝቢ  ኤርትራን  ብዛዕባ  ቲ ከማኻ  ከዳዕ  ዘይኮነ  ክቡር ፕረሲደንት  ኤርትራ   ትህቦ  መግለጺ : እቶም  ሃገራውያን  ብቀረባ  ከምንከታተሎ  ፍለጥ :: እቲ  ዕሱብ  ክፍኡ  እኴ  ዘየጽረየ  ኢንተርቪኤው  ዘ ግበረካ  ( ናይ  Youtube  መስኮቱ ብ  TEDDY PRESS ዝፍለጥ  ዘለፉኡ   ንክቡር  ፕረሲደንት ሃገር  ኤርትራ  ተመዝግቡዩዘሎ :: ንስኻ  ኣሰፋው  ብዛዕባ  ክነታት  ጥዕና ክቡር ፕረሲደንት ፎብያዶ/ሓሎስነሽንዶ/ማላርያዶ  ( ዕላማኻ  ንምጽላምንድዩ)  አናበልካ ሃተፍተፍ  ትብል:: ኣሰፋው ክቡር  ፕረሲደንት  ከማኻ   ቅድም  ብመስፍንነት  ደሓር  ከኣ  ብመዋልነት ናይቶም ኣብ ሕቕፎም  ዘለኻ : ዝተማህሩ ዘጥ ረይዎ  ዘይኮነ : ብጻዕርን  ብተዋፍይነትን  ዘምጽዎ  ፍልጠት  ዝዓጠቑ ዝምርምርዎን ዝከታተልዎን ኣለዉዎ :: መዓስ እዚ  ጥራይ:: ናይ  ጥዕና  ጕድሌት  ዘለካ  ንስኻ  ኢኻ:: ምስ ቈልዑት   ነብስኻ  ኣብቲ  ዝተሓተ  ደርጃ  ኣውሪድካ  ብዛዕባ  ዓዲ  ትዛረብ :: ሰብኮ  ንዓ ኻ  ካበይ  ዓዲ  መጽእካ  ይፈልትዩ:: እቲ  ከባቢ  ዘሎ  ዓድታት  እቲ  ዓድኻ ካበይ መጺኡ  ይፈልጥ ዩ :: እዚ  መዓስ  ጥራይ:: ድርብ ምስለንነት  ናይ  ባሕርን  ዓድን ( ምስ ገዛእቲ   ብምስምማዕ )   ኩሉ  ስኑድዩ :: ንስኻ  ኣሰፋው  ሓረስታይ  ጨቆቅ ኢሉ ብዝከፈሎ  ግብሪ  ኢኻ  ሓለፋ  ረኺብኻ  ተማሂርካ :: በዓል  ኢሰያስ  ትምህቶም  ኣቈኣሪጾም  ንሜዳ  ክኸዱ  ከለዉ  እዝኒ  ኣይነመረካን :: ብዝነበረካ  ሓለፋ  ትምህርትኻ  ወዲእካ:: ድሕሪኡውን  ናይ  ሜዳ  ኣየገደሰካን  ኣብ ትሕቲ ጸላኢ ኮኤንካ  ትሰርሕ  ነርካ :: ብድሕሪኡ  ዘጋጠመካ  ባዕልኻ  ትፈልጦ  ንሜዳ  ወጺእካ :: ኣብ ሜዳውን  ብሞያኻ  ኣብ ሕክምና  ብዙሕ ሰራሕ  ከምዝነበሮ  ዝከሓድ  እኴ  እንተዘይኮነ ግን ኣብ ሕክምና  ፍኖን ሻህን  ወዘተን  ነይሩዩ :: ተጋዳላይ ኢሰያስ በቲ መሪር  ህወት ሰውራ ሩሕ ውን  ኣይነበሮን :: ኣብ ንኡስ ሂወቱ  መከራ ዝጸገበ  ሰብዩ :: ኣይትሓፍርን  ብጥዕኑን  ብዓዱን  ክትዛረብ :: ከመይ  ዝኣመሰሉኻ  ሕሱር ሰብ  ኢኻ :: ኢሰያስ እዚ እኴ ዘይሓምም :: ሃገር  ተሰኪሙ ዝኸይድ ዘሎ  ሰብኮዩ :: እይትሓፍርን ኣብ luxury  ኣብ ሕቕፊ  እቶም  ዝምውሉኻ  ጠንቀላዕላዕ እናበልካ ብጥዕና  ኢሰያስ ክትዋራዘ ::  እምበኣር ክትፈልጥ  ደስ ከይብለካ ኤሰያስ  ካባኻ  ይጥዒ :: ኤሰያስ ይጥዓ  ይህመም ከኣ ንህዝቢ  ኤርትራዩ ዝምልከት ::ንስኻን  እቶም  ንዓኻ  ዝመስሉን  ካብ  ኤርትራ ውጹኣት ኢኹም :: እተን ዝምውላኹን ኰራ ኹር  ዝኰንኹምለን  ሃገራት ብኹሉ ፈሽለን ሕጂ ኣብ character assasination ( ማለት ንኢሰያስ )  ካብ ዘዋፍራኩም  ሕያለይ ኰ ይኑሎ ::ኣብዚውን ፈሺንልኩም ኢኹም  ግን ኣይርዳኩምንዩ ::ንስኻ/ዓንደብርሃን ካልኦትን  ስልጣን ኣብ ኤርትራ ኣይተረኽበን ::እቲ ተረካብ ሕድሪዩ  : እቲ  ትካኢ  ወለዶ ዩ  ስልጣን ዝርከብ:: ስጋብ  ሽዕኡ  ከኣ   ንስኻትኩም  ካብዛ ዓለም ተፋኒኹም ኣለኹም :: ማይ ዓሚኩም  ክትከዱ  ኢኹም :: ካልእ  ብዛዕባ ናይ  ሶማልያ  መራሒ  ፎርማጆ  ከምዚሉ  : እቲሉ  ኢ ልካ  ሕተፍተፍ ኢልካ :: ከምቲ ኣቐዲመ  ዝበልኩዎ  ንስኻ  ዓንደብርሃን/ መስፍን ሓጎስ  መቈኣጽርቲ  : ልኡኻት ኢኹም :: ሓደ ዕዮ  ገዛ  ዝሃብኹም  እንተፈሺልኩም  ካልእ  ዕ ዮ  ገዛ  ይወሃበኩም  ንስውን እንተዘይሰለጠ  ካ ልእ :: ስለዚ እዚ  ናይ  ፎርማጆ  ዝበልካዮ  ዕዮ  ገዛኹምዩ :: መወ ልትኹም  ኣብ ቀርኒ ኣፍሪቃ ሰላም : ም ትሕብባር  ብፍጹም  ስለ  ዘይደልዩ  ኣብ መንጎ  እዘን ሃገራት እዚኣተን ጽልኢ/ነቓዕ  ንምፍጣር ከም ስትራተጂ  ሒዞሞ ዝሰርሕሉ ዘለው እዩ ::
ብዛዕባ  covid-19  ትምህርት ክትህብ  ጀሚርካ ::  ግን ኣጸቢቕካ  ትፈልጥ  ኢኻ  ካባኻ  ብፍልጠት ዝተዓጻጸፉኻ  ጅብኦም  ክመሉ  ከምዝናትኩም  ዘይኮነ  ንህዝብና ዘይከውን ገንዘብ : ንህዝብና ዘይከውን ምችእ ሂወት ኣይንታይናንዩ  ብምባል ንህዝቦምን ንሃገሮምን ይውፈዩ ኣለዉ :: ብዛዕባ ኮቪድ ከ ኣ  ኣይትሸገር  ንኤርትራ ከኣ ካምተን ዝወሓደ መልከፍትን ሞቶን ዘለዋ ሃገር ገይሮም ሰርዖማ ኣለዉ ::
ንሎሚ  ኣብ መደምደምታ   እንታይ ክብል እደሊ ንስኻትኩም ግዕዙያት ሕፍረቶም ዝቐንጠጡ   ብወለዶ ምናልባት ኤርትራውያን ክትኮኑ ትኽእሉ  እንተኾነ ደም ናይ ኤርትራውያን ዘይብልኩም  ብናይ ወያነ ወይ ብናይ ባዕዳውያን  ደም ትዛወሩ  ዘለኩም ኢኹም ::
ከይደለና ኣይ ብኣፍና ኣይ ብእግርና  ከኣ ተዛርቡና ኣለኹም ::
ዮሃነስ  ዘራጽየን
Frankfurt am Main
Germany

7ይ ክፋል: ማዕበል ስርሒት ፈንቅል - የካቲት 1990 - ሰነዳዊት ፊልም| sirihit fenkil 1990 - part 7 - ERi-TV Documentary

Dehai Events