Basic

AudioMedia-SBS.Akamaized.net/: “ንሰራዊት ምክልኻል ሃገር ዘመጉስ ደርፊ ምድራፍ ኣበሳ የብሉን።” ስነ ጥበባዊያን ታረቀን ሊንጎን

Posted by: Berhane Habtemariam

Date: Tuesday, 12 September 2017

“ንሰራዊት ምክልኻል ሃገር ዘመጉስ ደርፊ ምድራፍ ኣበሳ የብሉን።” ስነ ጥበባዊያን ታረቀን ሊንጎን
 
http://audiomedia-sbs.akamaized.net/tigrinya_170909_745399.mp3

ረዚን ክብረትን ምስጋናን ንስነ-ጥበበኛታት ኢሳያስ ደበሳይን፣ ዳናይት-ሰምሃር ደቀ`ቦይ ዮውሃንስ!

ወርሒ መስከረም ዕለት 12, 2017 ዓም ፈረንጂ ብግእዝ ናትና ድማ መስከረም ዕለት 2, 2010 ዓም

https://www.youtube.com/watch?v=oJPkoSOiBlg

https://scontent-frx5-1.xx.fbcdn.net/v/t1.0-1/11208633_861720720549636_1033052359174464893_n.jpg?oh=62e64ce4b17679101007461fa9da30a2&oe=5A16D01Eሃገርና ኤርትራ ብከማኹም ዝኣመሰሉ ሚልዮናት ተብዓት ሰብ መትከልን መብጽዓን ከቢድ ቃልሰን ጻዕርን`ያ ብተጻያትን ተበለጽትን ከይተደፍረት ትጐዓዝ ዘላ። እምበር ገለ ሃደምትን ከድዓትን ተበለጽትን ለፍለፍትን`ሲ ንሳቶም ብዝነዝሕዎ ናይ ሓሶት ወፈራ ኤርትራ ትበሃል ሃገር ኣይምሃለወትን። እቲ ዘስደምም ድማ ነቲ ብኻዕቦን ምዕሮን ዝነፍሕዎ እምብልታ ሓሶት ዛጊት ኣሚኖም ኤርትራ ትበሃል ሃገር ኣብ ዓለም ከም ዘየላ ምቑጻሮም እዩ። ንኣብነት፣ "ኣብ ኤርትራ መንግስቲ የለን፣ መንግስቲ ሞይቱ እዩ"፣ ክብሉ ጸኒሖም ብአንጻሩ ኸኣ ብኾፎም ከይተበገሱ በታ ካብ ምራን ትነውሕ መልሓሶም ጌሮም ኬድና ነቲ መንግስቲ ትንክፍ እንተ ኣቢልናዮ በቲ ጎቦ ክጸድፍ እዩ ኢሎም ካብ ዝምድሩ ኣስታት 18 ዓመታት ኣቚጺሮም ኣእዛንና`ውን ኣጽሚሞና ኢዮም። ለባማትን ክቡራትን  ኣቦታትና እንክምስሉ ግን "ዝገብር ነዲኡ ነይንገር" ወይ ድማ "ካብ ሽሕ መደረ፣ ሓንቲ ፍረ" ይብሉ። ኣማን ብኣማን ሓቆም እዮም።...................

ጽባቐ ትሽዓተ ብሄራትና፠፠፠፠፠፠፠፠፠ሕላገት ጽኑዕ ኤርትራዊ ሓድነትና!!!
ዘልኣለማዊ ዝኽሪ ንስውኣትና፣ ክብሪ ድማ ንጀጋኑ ናይ ሓርነታዊ ኲናት ስንኩላን ብጾትና!!!
ሞሳን ክብርን ነቶም ደኺምና ሕጅስ ከነዕርፍ ከይበሉ ከይተሓለሉ ስጋብ ሎሚን ቀጻልን ብጽንዓት ሃገር ኣብ ምሕላውን ምህናጽን ምምዕባልን ዝቃለሱን ዘቃልሱን ዝሰርሑን ዘሎዉ ኤርትራውያን ኣሕዋትናን ኣሓትናን!!!

ዓወት ንሓፋሽ!!!
ብርሃነ ሃብተማርያም (ወዲ ቀሺ)

 

 

 
 

EmbassyMedia - ራብዓይ ግንባር!

Dehai Events