Date: Friday, 07 December 2018
መስራቲ ህወሓትን ገዲም ተጋዳላይን ኣባይ ጸሃየ ምስ ቢቢሲ ተግርኛ ኣብ ዘካየዲ ቃለ ምልልስ፡ ህወሓት ካብ ቀደም ካብ ጥንቲ ደጋፊ ቃልሲ ናጽነት ህዝቢ ኤርትራ ከምዝኾነ ገሊጹ።
መገድታት ባድመን ሑመራን ክኽፈትን ወደብ ባጽዕ እውን ስርሑ ክጅምርን ኣይተ ኣባይ ጸሃየ ጸዊዑ።
መስራቲን ገዲም ተጋዳላይን ህዝባዊ ወያነ ሓርነት ትግራይ (ህወሓት) ኣይተ ኣባይ ጸሃየ፡ ምስ ቢቢሲ ትግርኛ ኣብ ዘካየዶ ቃለ ምልልስ፡ ህወሓት ካብ ቀደሙ ደጋፊ ቃልሲ ናጽነት ህዝ...