Basic

ECSS-Online.com: ካብ ሰነዳት ትማሊ-ምስጢራዊ ተልእኾ ኣምነስቲ ኢንተርናሽናል ኣብ ኤርትራ

Posted by: Berhane.Habtemariam59@web.de

Date: Saturday, 12 October 2019

ጥቅምቲ 12, 2019 ዓም ፈረንጂ

ኣብዚ ዝሓለፈ 20 ዓመታት፡ ንዝተፈላለየ ግሎባዊ ስትራተጂታት ኣብ ልዕሊ ህዝቢን መንግስቲን ኤርትራ እተፈጸመ ናይ ተጻብኦ ተግባራት ብዙሕን ዘይርብርብን እዩ ነይሩ።

  • ካብ 1998-2000 ብዶባዊ ምስሕሓብ ኣመኽኒኻ ልኡላውነት ኤርትራ ንምቕልባስ ዝተፈተነ ቅሉዕ ወራር።
  • እቲ ጉዳይ ኣብ ሕጊ ቀሪቡ ብይን ምስተዋህቦ፡ ትግባረኡ ንምዕንቃጽ ዝሰዓበ ሸንኰለል።
  • ኣብ 2009/2011 ክልተ ግዜ ኣብ ልዕሊ ኤርትራ ዝተበየነ ቁጠባ ኤርትራ ንምድሃኽ ዘንቀደ እገዳ – ምኽልካል ዕድጊ ኣጽዋርን መገሻ ሰበስልጣንን፡ ምውንዛፍ ሕሳባት ሰበስልጣን፡ ምሕናቕ ግብሪ ዲያስፖራ፡ ምዕንቃጽ ወፍርታትን ፋይናንስያዊ ትውጊትን ዘጠቓልል።

ኣብ 2013 ብመገዲ ባይቶ ሰብኣዊ መሰላት ዝቐረበ መሰረት ዘይነበሮ ክሲ................

..........ምንባብ ቀጽል


6ይ ክፋል: ማዕበል ስርሒት ፈንቅል - የካቲት 1990 - ሰነዳዊት ፊልም| sirihit fenkil 1990 - part 6 - ERi-TV Documentary

Dehai Events