Basic

ቃለ መሕትት ምስ ኣቶ ጴጥሮስ ሃይለማርያም ዋና ዳይረክተር ክፍሊ ምርምርን ምምዕባል ዓቕሚ - ስብን ‘ትምህርቲ ኣብ ኤርትራ’ ኣብ ዝብል ኣርእስቲ!

Posted by: Yared Tesfay

Date: Wednesday, 18 August 2021

ቃለ መሕትት ምስ ኣቶ ጴጥሮስ ሃይለማርያም 
ዋና ዳይረክተር ክፍሊ ምርምርን ምምዕባል ዓቕሚ - ስብን ትምህርቲ ኣብ ኤርትራ’ ኣብ ዝብል ኣርእስቲ!

ትምህርቲ ሓደ ኻብቶም መስረታውያን ረቓሒታት ንምዕባል ሃገር ብምኻኑ ብዘይ ናይ ዕድመ ጾታ ሃይማኖት ፍልልይ ንኹሉ ክባጻሕ ጻዕርታት ይግበር ኣሎ፥፥ 
እቲ ፍልስፍና ትምህርቲ ብዝተወሃሃደ ስነ ምምህርናዊ ትምህርቲን  ስነ ምምህርናዊ ኣገባብ “ኣድላዩ ፍልጠትን ክእለትን ክማኡ’ወን ቅኑዓት ክብርታትን” 
ብምትሕልላፍ ብሉጽ ተወዳድሪ ተመራማሪ መሃዚ ስብኣዊ ዓቕሚ ምምዕባል ዝብል’ዩ፡፡





6ይ ክፋል: ማዕበል ስርሒት ፈንቅል - የካቲት 1990 - ሰነዳዊት ፊልም| sirihit fenkil 1990 - part 6 - ERi-TV Documentary

Dehai Events